Friday , April 26 2024
Tim K. Jensen

ዴንማርክ ብሓደጋ ባቡር ብዙሓት ሰባት ናይ ሞትን መቚሰልትን ሓደጋ በጺሕዎም።

ሎሚ ኣብ ዴንማርክ ዘጋጠመ ሓደጋ ባቡር ብዙሓት ክሞቱ እንከለዉ ሽሞንተ ናይ መቚሰልትን ሓደጋ በጺሕዎም ክብለ ኩባንያ መገዲ ባቡር ዴንማርክ ዲኤስቢ ሓቢሩ።

ጠንቂ ሓደጋ እንታይ እዩ ንዝብል ሕቶ ፖሊስ ዴንማርክ ንግዚኡ ሓበሬታ ካብ ምሃብ ተቘጢቦም ኣለዉ።

“ቀንዲ ቀዳምነትና ተጓዓዝቲ ባቡር ስለዝኾኑ ኣብ ድልድል ቢግ ቤልት ተጸሚድና ኣሎና” ኢላ።

እቶም ደሓን ዝወጹ ንስድራቤቶም መልእኽቲ ክሰዱ ድማ ተላብያ።

ብመሰረት ክፍሊ ፕረስ ዲኤስቢ እታ ባቡር ምስ ሓድ ነገር ምስተጋጨወት ሃንደበታዊ ናይ ልጓም ጸቕጢ ፈጢራ ይብል።

ፖሊስ ነቲ ቦታ ከም ድላዮም ክፍትሽዎ ከም ዘጸገሞም ብምግላጽ ሰባት ንስለ ህጹጽ ኣገልግሎት ክብሉ ካብቲ ብምእላይ ክተሓባበርዎም ጸዊዕም ኣለዉ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com