Friday , April 26 2024
KIERAN MCMANUS/BPI/REX/SHUTTERSTOCK

ጋነርስ ኣብ ሜዳ ሰንቲ መሪ ጥሒሎም::

ኣብ ፕርመርሊግ ኢንግሊዝ ብ ጹቡቅ ገስጋስ ድሕሪ ናይ 22 ዝይተሰዓርነት ብክለብ ሳውዝሃምብተን ኣብቒዑ።

ኣብዚ ናይትማሊጸወታ ኣርሰናላውያን ካብ ድሕሪ ተበጊሶም ብሸቶታት ማክተረያን ናብ ናይ 2 ብ2 ውጺኢት ክመዓራረዩ እካ ኣንተኻኣሉ፣ ኣብ 85 ደቂቅ ብጉድለት ሓላዊ ልደት ኣርሰናል ዝረኸባ ቻርሊ ኡስታን ዘመዝገባ 3ይቲ ሸቶ ንዘይተሰዓርነት ጉዕዞ ኣርሰናል ኣብ ትሕቲ ኣሰልጣኒ የዩና ኤምሬ ብሓድሽ ኣሰልጣኒ ክለብ ሳውዝሃምብተን ራፍ ሀዜንሁት ደው ኢሉ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com