Monday , May 13 2024

ፊንላንድ ሓደ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ከም ዝረኸበት ብዕሊ ገሊጻ።

ትካል ጥዕናን ድሕነትን ፊንላንድ ብረቡዕ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ ናብ ቻይና ገይሹ ካብ ዝተመልሰ ዜጋ ቫይረስ ኮሮና ምርካባ ገሊጻ’ላ። እቲ ትካል ኣብ ዝሃቦ መግለጺ እዚ ተጓዓዛይ ኣብ ሰሜን ፊንላንድ ኣብ ዝርከብ ማእከላይ ሆስፒታል ላፕላንድ ንበይኑ ኣብ ዕጹው ከም እተወሸበ ብተወሳኺ ተገሊጹ። ብዘይካዚ ሰብኣይ ካልኦት 15 ሰባት ተለኺፎም ክዀኑ ከም ዝኽእሉ እቲ ሓበሬታ ወሲኹ ኣብሪሁ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com