Friday , April 26 2024

100 ሚልዮን ክሮነር ንምክትታል ኣሉታዊ ጽልዋታት ጸረ ኮሮና ክታበት

መንግስቲ ሽወደን፡ ኣሉታዊ ጽልዋታት ጸረ ኮሮና ክታበት ንምጽናዕን ምምርማርን፡ 100 ሚልዮን ክሮነር ሰሊዑ ከምዘሎ ሓቢሩ። መንግስቲ ሽወደን፡ ነዚ ውሳኔ፡ ብደገፍ ናይ ሰልፍታት ሊበራላውን ሰንተርን ከምዝገበሮ ብተወሳኺ ገሊጹ።

ሕብረተሰብ ሽወደን፡ ነዚ ብመንግስቲ ተወጢኑ ዘሎ ንፈለማ ግዜ ብደረጃ ሃገር ዝካየድ መስርሕ ክታበትን ብዛዕባ ጸረ ኮሮና ክታበትን ዝምልከት ጎስጓስን ሓበሬታን ከድልዮ እዩ ክብል መርበብ ሓበሬታ ተተ ገሊጹ።

እቲ ዝተሰለዐ ገንዘብ፡ ብመንገዲ ቤት ምኽሪ ምርምር ሽወደንን በዓል መዚ ህዝባዊ ጥዕናን ኣቢሉ ክዕደል እዩ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com