Friday , April 26 2024
Foto: Johan Nilsson/TT Archive

17 ሓደጋታት ኣብ ሓደ መዓልቲ

ፖሊስ ሽወደን ሕማቕ ኲነታት ኣየር ብሰሉስ ንግሆ ን17 ሓደጋታት ምኽንያት ምዃኑ ገሊጾም።

ትማሊ ጥቓ ኡፕሳላ ብዘጋጠመ ዘሰክሕ ሓደጋ ሰለስተ ክሞቱ እንከለዉ ሓደ ድማ ከቢድ መቚሰልቲ ኣጋጢምዎ’ሎ።

መብዛሕትኦም ሎሚ ዘጋጠሙ ሓደጋታት ካብ መንገደን ወጻኢ ብዘንደልሃጻ መካይንን ኣብ ጠርዚ ጽርጋያ ዝህሉ ጐዳጒዲን ዝተፈጥረ ኮይኑ።

ካልኦት ድማ ኣን መነጐ ናይ ጽዕነት መካይንን ናእሽቱ መካይንን ብዘጋጥም ምጒናጽ እዩ። ሎሚ ድሕሪ ቀትሪ ዘጋጠመ ሓደጋ የለን ተባሂሉ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com