Saturday , May 11 2024

31 ጥርጡራት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዮም።

ኣስታት ፍርቂ ካብቶም ኣብዚ ዓመት ብብረት ዝተኸስቱ 55 ቅትለታት፡ ኣብ ዞባ ስቶክሆልም ዝተፈጸሙ እዮም ተባሂሉ። ፖሊስ ድሕሪዞም ቅትለታት ብርክት ዝበሉ ጥርጡራት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣእትዮም ምህላዎም ኣገልግሎት ዜና ሬድዮ ሽወደን ጸብጺባ’ላ።

“ኣብዚ ጒዳይ፡ ብፍላይ ወንጀለኛታት ኢድ-ብኢድ ኣብ ምሓዝ እናመሓየሽና ኢና ንመጽእ ዘሎና” ክብል ሓላፊ ፖሊስ ስቶክሆልም ማትስ ሉፊን ገሊጹ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com