Friday , April 26 2024
Johan Nilsson/TT

8 ኣብያተ ጽሕፈት መንግስቲ ካብ ስቶክሆልም ናብ ካልኦት ከተማታት ክግዕዙ ይኽእሉ እዮም ተባሂሉ።

ኣብያተ ጽሕፈት መንግስቲ ካብ ስቶክሆልም ናብ ካል ኦት ከተማታት ክግዕዙ ይኽእሉ እዮም ተባሂሉ።


መንግስቲ ሽወደን ዝተፈላለዩ ኣብያተ ጽሕፈት መንግስቲ ካብ ስቶክሆልም ክ ወ ጹ መጽናዕቲ ኣብ ምግባር ከምዘሎ ተሓቢሩ።


እተን ክግዕዛ ኣብ መጽናዕቲ ዘለዋ ኣብያተ ጽሕፈት እዘን ዝስዕባ እየን።

Arbetsförmedlingen

 CSN 

 Försäkringskassan 

 Kriminalvården

 Lantmäteriet

 Pensionsmyndigheten

 Polismyndigheten 

 Skatteverket


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com