ኣመሪካ ብግዜያውነት ኤምባሲኣ ካብ ኪዬቭ ናብ ልቪቭ ክዛወር ከም ዝገበረት ገሊጻ። እዚ ዝኾነሉ ምኽንያት ሰራዊት ሩስያ ኣብ ከባቢ ዶባት ዩክሬይን ዝገብሮ ዘሎ ሰፊሕ ምኽታት ምዃኑ ጸሓፊ ጒዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ኣመልኪቱ’ሎ። “ሩስያ እዚ ጒዳይ ብሰላም ክፍታሕ ድሌት እንድሕር ኣለዋ ኮይኑ ዲፕሎማሲ እቲ ዝበለጸ መንገዲ እዩ። እዚ ወጥሪ ዲፕሎማስያዊ ፍታሕ ክረክብ ንጽዕር ኣሎና። ምስ መንግስቲ ሩስያ ዘሎና ዲፕሎማስያዊ ጽምዶ ክንቅጸለሉ …
Read More »ኢንፎግራፊክስ
ምኽርታት ጽቡቕ ንምድቓስ – Tips för att sova bra
ሰብኣዊ መሰላት Mänskliga rättigheter
ለበዳ ኮሮና ብንጹር ምጒዳል ኣርእዩ ተባሂሉ።
ለበዳ ኮሮና ኣብ ሽወደን ምጒዳል ምርኣዩን ቊጽሪ ኣብ ሆስፒታል ዝሕከሙ ግዳያት ድማ እናንቈልቈለ ምምጽኡን ተገሊጹ። እዚ ምጒዳል ኣዝዩ ብንጹር ዝረአ ምዃኑ ክኢላ ሕማማት ለበዳ ኣንድርስ ተግኔል ኣብ ቤትጽሕፈት ኤጀንሲ ህዝባዊ ጥዕና ሽወደን ተረኺቡ ኣብ ዝሃቦ ቃል ገሊጹ። እዚ ምጒዳል ሕማም ኮሮና እተኸስተሉ ቀንዲ ምኽንያት ሰባት ይኽተቡ ብምህላዎም ምዃኑ ድሕሪ ምምልካት፥ ምኽታብ ለበዳ እዚ ሕማም ከም ዝንኪ ብንጹር ከም ዘርኢ ኣስሚሩሉ። …
Read More »ፍልስፍናን ሕብረተሰብን ቁ. 3, ስዕረት
ፍልስፍናን ሕብረተሰብን ቁ. 2
ፍልስፍናን ሕብረተሰብን ብናስሮቪች
ካብ ናይ ሎሚ ዜናታት ዕለት 02/04/2021
https://youtu.be/Ofo4rxVUXqU
Read More »