Saturday , May 18 2024

ውህደት

ኣብ መንጎ ሰልፍታት፡ ሞደራታ ሳምሊንስፓርቲየትን ስቬርያ ዲሞክራትናን፡ ዓቢ ውድዳር ይካየድ ኣሎ ተባሂሉ

ካልኣይ ዝዓበየ ሰልፊ ሽወደን ንምዃን፡ ኣብ መንጎ ሰልፍታት፡ ሞደራታ ሳምሊንስፓርቲየትን ስቬርያ ዲሞክራትናን፡ ዓቢ ምውድዳር ይረአ ምህላዉ SVT ሓቢሩ። ብመሰረት ዳህሳስ ኩባንያ ኖቮስ፡ ሰልፊ ስቬርያ ሶሻልደሞክራቲስካ ኣርበታርፓርቲ ( S ) ብ27% ኣብ ቅድሚት ክስራዕ እንከሎ፡ ሞደራታ ሳምሊንስፓርቲየትን ( M ) ብ21.2%፡ ስቬርያ ዲሞክራትና ( SD ) ብ19.6%፡ ሰንተርፓርቲየት ( C )  ብ7.8%፡ ክሪስዲሞክራተርና ( KD ) ብ5.7%፡ ሚልዮፓርቲየት ( MP ) …

Read More »

ሽወደናዊት መንእሰይ፡ ስራሕ ኣብ ምርካብ ንዝሕግዛ ሰብ፡ 25 ሽሕ ክሮን ክትህብ ምዃና ትሕብር

ኣብ ከተማ ዮቶቦሪ እትነብር፡ ሲሪ ኮክ፡ ዝተባህለት ኣብ 20ታት እትርከብ መንእሰይ ተማሃሪት 3 ዓመት ዩኒቨርስቲ እያ። 100 ዝኸውን ናይ ስራሕ ጠለባት ኣቕሪባ፡ ስራሕ ክትረክብ ግን ኣይከኣለትን። ስራሕ ንምርካብ ዝገበረቶ ጻዕሪ ክሰልጣ ስለዘይከኣለ፡ ስራሕ ንኽትረክብ ንዝሕግዛ ሰብ እንተረኺባ፡ 25 ሽሕ ክሮን ክትህብ ምዃና፡ ኣብ መላእ ከተማ ዮቶቦሪ፡ ፖስተራት ብምልጣፍ ሓቢራ ኣላ ክብል ሬድዮ ሽወደን ኣቃሊሑ። ስለምንታይ ክንዲዚ መጠን ወጻኢ ትገብር ከምዘላ …

Read More »

97% ካብ ህጻናት ሽወደን፡ ሓያል ናይ ምክልኻል ዓቕሚ ዘጥረዩ እዮም

መደባት ክታበት ቆልዑ ኣብ ሽወደን፡ ብስሩዕ ኣገባብን ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ምህላዉን ካብ በዓል መዚ ህዝባዊ ጥዕና ሽወደንን ኤጀንሲ ሕክምናዊ ፍርያትን ዝቐረቡ ጸብጻባት ሓቢሮም። እቲ ካብ ዓመተ 2014 ጀሚሩ ዓመታዊ ዝቐርብ ጸብጻብ ከምዝሕብሮ፡ ኣስታት 97% ካብቶም ልዕሊ ክልተ ዓመታት ዝኾኑ ቆልዑ ሽወደን፡ ኣንጻር ሓደገኛ ሕማማት፡ ሓያል ዝኾነ ናይ ምክልኻል ዓቕሚ ኣጥርዮም። ኣብ መወዳእታ ናይ ዓመተ 2019፡ ኣስታት 86% ካብተን 13 ዓመት …

Read More »

ቲያጎ ኣልካንታራ ናብ ሊቨርፑል ተሰጋጊሩ

ዕባይ ላምስያን ድሒሩ ካብ ክለብ ባርሶልና ናብ ዓባይ ክለብ ባየር ሙኒክ ብምስግጋር ዋንጫ ቻምፒዮን ሊግ ወሲካ ብርክት ዝብለኡ ዋናጩ ዝዓተረን ኣብ መስመር ምክፍፋል ቡሉጽ ሙኻኑ ዝንገረሉ ኣልካንታራ ብ 20 ሚልዮን ፓውንድ ናብ ኢንግሊዛዊት ክለብ ሊቨርፑል ን ማንቸስተር ዩናይትድ ብምስዓር ኣብ ሑቑፋ የእትያቶ። ድሮ ምስ ክልብ ሊቨርፑል ቑጽሪ 6 ማልያ ዝተዋህበቶ ኣልካንታራ ካብ ናይ ቀድም ክለቡ ባርሶልና ሓዊስካ ብርኽት ዝበለ ሕቶ …

Read More »

ኣብ ኦሽታ፡ ሓደ ሰብ ሞይቱ ተረኺቡ

ሎሚ ሰዓት 1 ወጋሕታ፡ ኣብ ኦሽታ (Årsta) ስቶክሆሎም፡ ኣብ ዝርከብ ቢንቶ፡ ሓደ ብደም ጠልቅዩ ዝወደቐ ሰብ ዝርኣየ ሓላፊ መንገዲ፡ ናብ ፖሊስ ከምዝደወለን ፖሊስ ድማ ተቐላጢፎም ናብቲ ቦት ከምዝበጽሑ መርበብ SVT ሓቢሩ። ፖሊስ፡ ናብቲ ቦታ ኣብ ዝበጻሕሉ እዋን፡ እቲ ብደም ዝጠልቀየ ሰብ ሞይቱ ከምዝረኸቦ ሓቢሩ። ኣብ ኣካላት ናይቲ መዋቲ ብዙሕ መጉዳእቲ ብምርካቡ፡ ፖሊስ፡ ቅትለት ክኸውን ከምዝኽእል ጥርጣረታቱ ገሊጹ። ኣብ ከባቢ ሰዓት …

Read More »

ምስጢራዊ ጸብጻብ ፖሊስ፡ 4 ፖለቲካኛታት፡ ምስ ስድራቤታዊ ገበነኛ መርበባት፡ ርክብ ከምዘለዎም ገሊጹ

ምስጢራዊ ጸብጻባት ፖሊስ ከምዝሕብሮ፡ 4 ኣብ ላዕለዋይ ጽፍሒ ዝሰርሑ ፖለቲከኛታት፡ ምስተን ብስድራ ቤታት ዝምራሓ ገበናውያን መርበባት ርክብ ከምዘለዎም ተፈሊጡ። እዞም ኣርባዕተ ፖለቲከኛታት፡ ኣባላት ፖርላማ ሽወደን ኮይኖም፡ ክልተ ወከልቲ ሰልፊ ሞደራትና ዝነበሩ፡ ሓደ ወኪል ሰልፊ ሶሻል ዲሞክራትና ዝነበረን ሓደ ድማ ኣብዚ ሕጂ እዋን ወኪል ሰልፊ ክርስትያን ዲሞክራትስ ዝኾነ፡ ሮበርት ሃሊቭ፡ እዮም። እዞም ፖለቲከኛታት ኣብ ዝወስድዎ ውሳኔታት፡ ረብሓ ናይዘን መርበባት እናሓለዉ ከምዝኸዱ፡ …

Read More »

ፖሊስ ማልመ፡ 40 ሰባት ካብ ኣባልነት ናይ ገበናዊ ጉጅለታት ንኽእለዩ ድልየት ከምዘለዎም ይገልጹ

40 ዝኾኑ ኣባላት ገበናዊ ጉጅለታት፡ ካብተን ጉጅለታት ክእለዩ ድልየት ከምዘለዎም ምግላጾም፡ ፖሊስ ማልመ፡ ሓቢሩ ክብል መርበብ ሓበሬታ TT ኣቃሊሑ። ካብ 2018 ጀሚሩ፡ ቤት ምኽሪ ከተማ ማልመ፡ መንእሰያት ካብ ገበናውያን ጉጅለታት ንኽናገፉ፡ ብስም “ቶኽሲ ደው ኣብሉ” ዝፍለጥ፡ ጎስጓስ ከካይድ ምጽንሑ ይዝከር። እቲ ናይ ጎስጓስ መስርሕ፡ ናብ 132 ኣብ ገበናዊ ጉጅለታት ከም ዝነጥፉ ዝንገረሎም ሰባት ከምዝበጸሐን፡ እቶም 40 ካብተን ጉጅለታት ክእለዩ ከምዝደልዩ …

Read More »

ኣባላት ገበናዊ መርበብ ተባሂሉ ዝንገረሎም፡ 12 ሰባት፡ ናብ ፍርዲ ቀሪቦም

ኣባላት ናይታ ኣብ ደቡብ ስቶክሆልም ከባቢ ቮርቦሪ፡ እትርከብ ገበናዊት መርበብ፡ ክኾኑ ይኽእሉ እዮም ተባሂሉ ዝንገረሎም 12 ሰባት፡ ናብ ፍርዲ ቀሪቦም ኣለዉ ክብል ሬድዮ ሽወደን ሓቢሩ። ኣኽባሪ ሕጊ፡ ነዛ ገበናዊት መርበብ፡ ብገበናት መሸጣ ዕጸ-ፋርስን ብንግዲ ደቂ ሰባትን ክሲ ኣቕሪቡላ ከምዘሎ ተፈሊጡ ኣሎ። ሓላቓ ናይዛ መርበብ ምዃኑ ዝንገረሉ ወዲ 27 ዓመት መንእሰይ በዞም ገበናት እንተ ተኸሰሰ፡ ንሱ ግን ነዚ ክሲ ከምዘይቅበሎ ገሊጹ …

Read More »

ኣብ ዝቕጽል ሓሙሽተ ዓመታት፡ ኣብ ሽወደን፡ እዞም ሞያታት ተጠለብቲ ክኾኑ እዮም ተባሂሉ

ሓለዋ ጥዕና ሽወደን፡ ህንጻ፡ ትምህርትን ሓበሬታ ቴክኖሎጂን ገለ ካብቶም ብሕጽረት ኪኢላዊ ዓቕሚ ዝሳቐያ ዘለዋ ጨናፍር ምዃነን ይፍለጥ። ነዚ ሃጓፍ ናይ ስራሕ ቦታታት ንምዕባስ ድማ ክኢላዊ ዓቕሚ ክምዕብል ስለዝግበኦ፡ ኣብ ዝቕጽል ጽድያ ትምህርቶም ዘሰላስሉ ሰባት ከድልዩ እዮም ክብል TT ሓቢሩ። ኣብ ዝቕጽል ሓሙሽተ ዓመታት፡ ቤት ጽሕፈት ዕዮ፡ ተጠላብነት ናይዞም ዝስዕቡ ሞያታት ዓቢ ክኸውን ከምዝኽእል ሓቢሩ ኣሎ። መወልዳን (Midwives)፡ ሲቪል መሃንድሳን (Civil …

Read More »

መንግስቲ ሽወደን፡ ገበናውያን ጉጅለታት ኣብ ምቁጽጻር ድኹምን ፍሹልን እዩ ይብሉ ተቛወምቲ ሰልፍታት

ኣብ ዘተ ፓርላማ ሽወደን፡ ተቛወምቲ ሰልፍታት፡ ንጉዳይ ምቑጽጻር ገበናውያን ጉጅለታት ኣመልኪተን፡ ንመንግስቲ ሽወደን፡ ድኹምን ፍሹልን እዩ ክብላ ነቐፌተአን ኣዝኒበናሉ። ገበናውያን ጉጅለታት ንምቁጽጻር ብወገን መንግስቲ ዝተገብረ ጻዕሪ፡ ብጀካ ፍሹል፡ ብኻልእ ክትሰምዮ ዘይትኽእል እዩ ክብል ኣባል ፓርላማ ዝኾነ ወኪል ዓቃባዊ ሰልፊ፡ ዮሃን ፎርሺል፡ ንTT ኣብ ዝሃቦ ቃል ሓቢሩ። ገበናውያን ጉጅለታት፡ ንሕብረተ ሰብ ዘበላሽዉ ስለዝኾኑ፡ ጽኑዕን ተሪርን ዝኾነ ስጉምታት ክውሰደሎም ይግባእ። ንዝካየዱ ናይ …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com