Saturday , May 18 2024

ውህደት

ክለብ ቸልሲ ስሙያት ተጻወቲ ብምፍራም መሳርዓ ተደላድል

ኣብዚ ናይ ምስግጋር ወቕቲ ብርኽት ዝበሉ ተጻወቲ ካብ ናብ ኣብ ዝሰጋገርሉ ዘሎ እዋን ኢንግሊዛዊት ክለብ ቸልሲ ምስ ዓበይቲ ክለባት ስማ ንምዕቃብ ሃጋፋታ ንምምላእ ኣብ ሸመተ ተጻወቲ ንጥፍቲ ብሙኻን ተጻወቲ ኣብ ምስግጋር ትርከብ። ገለ ካብ ዚኣቶም  ኣብዛ ሎንዶናዊት ክለብ ኣበርክተኦም ሰማይ-ጠቀስ ምዃኑ በኣጉኡ ምርዳእ ይኸኣል። እዛ ክለብ ሳጋብ ሕጂ ካብ ዘፈረመቶም ምስ እንርኢ እቲ ቀዳማይ  ሞሮካዊ  እንዳ ኣከፋፈለ ዘጥቕዕ ሓኪም ዘይቺ …

Read More »

ዜናታት ትግርኛ Tigringa News 26/08/2020

Read More »

ተመሃሮ ሽወደን፡ ናይ ምጽሓፍ ክእለቶም ዝደኸመ እዩ ተባሂሉ

ዳርጋ ፍርቂ ካብ መማህራን ኮሌጅን ዩኒቨርሲቲን ኣብ ዝሃብዎ ቃል፡ ተመሃሮ ሽወደን ዝተሓተ ናይ ምጽሓፍ ክእለት ከም ዘለዎም ሓድሽ ዳህሳስ ኣመልኪቱ ክብል ኣገልግሎት ዜና  SVT ሓቢሩ። ኣብ ምጽሓፍ ዝተሓተ ብቕዓት ዘለዎ ሰብ፡ ስራሕ ናይ ምርካብ ዕድሉ ከም ዝጽሎ ዝገለጸ እቲ ጸብጻብ፡ በዚ ምኽንያት ኣዝዮም ብርክት ዝበሉ ኣካየድቲ ስራሕ ሽወደን መንእሰያት ተመሃሮ ምቑጻር ከም ዘይደልዩ ገሊጹ። እቶም መንእሰያት፡ ኻልእ ብቕዓቶም ዘየተሓታትት እንተኾነ፡ …

Read More »

ኣብ ስኮና (Skåne)፡ ቁጽሪ መልከፍቲ ኮሮና ይውስኽ ኣሎ ተባሂሉ

ድሕሪ ናይ ክረምቲ ዕረፍቲ ኣብ ዘሎ እዋን፡ ኣብ ስኮናን ከባቢኣን፡ ቁጽሪ መልከፍቲ ኮሮና እናዛየደ ምምጽኡን መዓልታዊ ብገምጋም 45 ሰባት ብቫይረስ ኮሮና ይልከፉ ምህላዎም ጸብጻባት ሓቢሮም። ሰባት ካብ ዕረፍቲ ናብ ስረሖምን ቤት ትምህርትን ምስ ተመልሱ፡ ቁጽሪ መልከፍቲ ክውስኽ ምዃኑ፡ ካብ ትጽቢትና ወጻኢ ኣይነበረን ክትብል ዶክተር ምቁጽጻር ለበዳ ከባቢ ስኮና ዝኾነት ኢቫ ሜላንደር ንTT ኣብ ዝሃበቶ መግለጺ ሓቢራ። ዝሓለፈ ወቕቲ፡ ለበዳ ቫይረስ …

Read More »

ኢዛቤል ሎቪን፡ ካብ ሓምላይ ሰልፍን መንግስትን ብፍቓዳ ተሰናቢታ

መራሒት ሓምላይ ሰልፍን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር፡ ኢዛቤል ሎቪን፡ ካብ መዝነታ ብፍቓዳ ከም ዝተሰናበተትን እቲ ዝወሰደቶ ውሳነ ድማ ንዓኣን ንሰልፍን ዘርብሕ ምዃኑ ምስ ጋዜጣ ዳግነዝ ኔሂተር ኣብ ዝገበረቶ ርክብ ሓቢራ። ኣብ መንጎ ሰልፊ ሶሻል ዲሞክራትን ሓምላይ ሰልፍን፡ ብሰንኪ ሓድሽ እማመ ስደተኛታት፡ ዝሰዓበ ዘይምርድዳእ ተላዒሉ ምንባሩ ይዝከር። ኣብቲ ሽዑ እዋን፡ ሰብኣውነት ዝተሓወሶ እማመ ክኸውን ይግባእ ብምባል ነቲ እማመ፡ ኢዛቤል፡ ነጺጋቶ ምንባራን እንተዘይተመሓይሹ …

Read More »

ሽወደን ንኖርወይ ናይ ክታበት መድሃኒት ክትሕግዝ እያ

ናይ ኮሮና ናይ ክታበት መድሃኒት ምስ ማዕበለ፡ ንሃገራት ኤውሮፓዊ ሕብረት ክዕደል ስምምዕ ከምተኸተመ  ዝፍለጥ እዩ። ኖርወይን ኣይስላንድን ግን ካብተን ኣብቲ ስምምዕ ዘይተጸንበራ ሃገራት እየን። ሽወደን፡ ካብቲ መድሃኒት እጃማ ምስ ወሰደት፡ ንጎረቤት ሃገር፡ ኖርወይ፡ ካብቲ መድሃኒት ብምሻት ከተካፍላ ምዃና ተመባጺዓ ኣላ ክብል ናይ ኖርወይ ጋዜጣ NRK ሓቢሩ። ከም በዓል ኖርወይን ኣይስላንድን ዝኣመሰላ ኣባላት ኤውሮፓዊ ቁጠባዊ ኣከባቢ (EEA) ዝኾና ሃገራት ካብቲ መድሃኒት …

Read More »

መሲ ካብዘን ዝስዕባ ጋንታታት ምስ መን ኮን ይፈርም ይኸውን

መሲ ካብ ባርሶሎና ክፈላለ ደልዩ ኣብ ዝተበባለሉ ኣተኩሮ ቡዙሓት ጋንታታት ብምስሓብ፣ ብዙሓት ጋንታ ኣብ ተጠንቀቅ ይርከባ እሞ ምስ መን ጋንታ ይፈርም ይኸውን ወይስ ኣብታ ዘዕበየቶ ጋንታ እዩ ክቕጽል።  ብዙሓት ጋዜጠኛታት ኣሓንቀውታ ንዜና ዝኸውን ሃሰስ ኣብ ዝብሉሉ ዘለዉ እዋን ሰኣልቲ ነዛ ትስዕብ ስእሊ ዘርጊሑም።

Read More »

ኣብ ከተማ ማልመ፡ ሓንቲ ቤተ ክርስትያን ናይ ዕንወት ተግባራት ኣጋጢምዋ

ኣብ ከተማ ማልመ እትርከብ ቤተ ክርስትያን፡ ቬስትራ ስክራቭሊንየ (Västra Skrävlinge)፡ ብሰንክኒ ዘጋጠማ ናይ ዕንወት ተግባር፡ 30 ዝኣኽሉ ቬትሮ ናይ መሳኹቲ ከምተሓምሽሹን ኣብ ውሽጢ ቤተ ክርስትያን ዝነበሩ ሃይማኖታዊ ሓወልታት ከምተሰብሩን መርበብ ሓበሬታ TT ሓቢሩ። ቤተ ክርስትያን፡ ብኣርባዕተ መንደቕ ዝተሰርሐ ህንጻ ጥራይ ዘይኮነ፡ መንፈሳዊ ርግኣትን ሰላምን ዝረኽበሉ ቦታ እዩ። እዚ ከምዚ ዓይነት ፍጻሜ ድማ ንሸውዓተ መዓልታት ዝቐጸለ እዩ። ኣብ ልዕሊ ሰባት ፍርሂ፡ …

Read More »

ዕዳጋታት ሽወደን፡ ሕጽረት ቀረብ ባኒ ከጋጥሞ ከምዝኽእል ገምጋማት ሓቢሮም

ፖላርብሮድ (Polarbröd) ዝብል ናይ ዕዳጋ ምልክት ዘለዎ ዓይነት ባኒ ካብ ዕዳጋታት ሽወደን ኣስታት 13% ሸፊኑ ዝርከብ እዩ። እዚ ኣብቲ ትማሊ ዝተቓጸለ ፋብሪካ ፖላርብሮድ ዝስራሕ ዝነበረ ዓይነት ባኒ እዩ። ፋብሪካ ፖላርብሮድ፡ ዓመታዊ ተንቀሳቓሲ ርእሰማል ክሳብ 8 ቢልዮን ክሮነር ዝነበሮ እዩ። ኣብ ዕዳጋታት ሽወደን፡ ክሳብ ሓደስቲ ኣቕረብቲ ኣብ ዕዳጋ ዝቕልቀሉ፡ ሕጽረት ቀረብ ባኒ ከጋጥም ከምዝኽእል ዝሓበረት ኣና ኢክስትሮም፡ እቶም ዝተረፉ ኣቕረብቲ፡ ንሓጺር …

Read More »

ኣብ ትሕቲ ናይ ክሽነ መሕጸቢ (ላቫንዲኖ) ክተቐምጦም ዘይብልካ ነገራት

ጽበት ክሽነ ዘምጽኦ ሳዕቤን፡ ገለ ሰባት፡ መሳርሒ ኣቕሑ ኣብ ትሕቲ ላቫንዲኖ ክሓድጉ ትርእይ። እንተኾነ፡ እዞም ተግባራት’ዚኣቶም ጠንቂ  ናይ ጥዕና ጸገም ክኾኑ ከም ዝኽእል ተፈሊጡ ኣሎ።  ጀርመናዊት መጽሔት፡ ፍሬውንደን፡ ኣብ ትሕቲ ላቫንዲኖ ክቕመጡ ዘይግብኦም ዝበለቶም ናውቲ ዘርዚራ’ላ። ናውቲ ጽሬት ብዙሕ ከሚካል ዘለዎም ናውቲ ጽሬት፡ ካብ ትሕቲ ላቫንዲኖ ክእለዩ ይግባእ። ትሕቲ ላቫንዲኖ፡ ብቐጻሊ ዝኽፈት ክፋል ናይ ክሽነ ብምዃኑ፡ እቲ ናውቲ ጽሬት ዝኾነ …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com