Sunday , May 19 2024

ሃገራዊ ዜና

ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን ለበዳ ኮሮና ኣመልኪቱ ንሽወደን መደረ ሂቡ።

ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን ስቲፋን ሎፍተን ኣብ ዝሃቦ መደረ ኣብዛ ጸባብ እዋን ነፍሲ ወከፍ ዜጋ ነዚ ለበዳ ኣብ ምክልኻል ተራኡ ክጻወት ተላብዩ። ንሱ ብተወሳኺ በብግዜኡ ሓደስቲ ስጒምቲታት ክውሰዱ ከም ዝኽእሉ ኣስሚሩሉ’ሎ። ኲሉ ሰብ ብኣእምሮ ተዳልዩ ክጸንሕ ናይ ቀረባ መጻኢ ጥዕና፥ ህይወትን ሽቕለትን ሽወደን ጽንክር ዝበለ ክኸውን ከም ዝኽእል ድማ ኣመልኪቱ’ሎ። ብዙሓት ክሓሙን ስድራኦም ክሰናበቱን ከም ዝኽእሉ ድማ ሓቢሩ። ንሱ ነዚ ሕማም …

Read More »

ሽወደን ንናእሽቱ ኩባንያታት ዝኸውን ናይ 128 ቢንልዮን ክሮነር ድጎማ ሰሊዓ።

ንናእሽቱን ማእከሎትን ኩባንያታት ተባሂሉ ንልቓሕን ውሕስነት ልቓሕን ዝኸውን ናይ 128 ቢልዮን ክሮነር ድጎማ ተዳልዩ ከምዘሎ ሚኒስተር ፋይናንስ፡ ማግዳሊና ኣንደርሰን፡ ገሊጻ። ካብዚ ተሰሊዑ ዘሎ ገንዘብ ንመሻርኽቲ ኩባንያ “ ኣልሚ” 3 ቢልዮን ክሮነር ድጎማ ተሰሊዑላ ይርከብ። እዚ ድጎማ እዚ ነተን ናእሽቱን ማእከሎትን ኩባንያታት ዝኸውን ልቓሕ ንኽውዕል ተባሂሉ ዝተመደበ እዩ። እዚ ድጎማ ነቲ ናይ ሽወደን ናይ ሰደድ ልቓሕ ናብ ዝላዓለ ጥርዙ ብምብጻሕ ነቲ …

Read More »

መሉእ ምሳለጢ መድሃኒትን ጸረ ተሃዋስያን ዝጸዓነት ነፋሪት ኣትያ።

1.5 ቶን ጸረ ተሃዋስያን ዝጸዓነት ነፋሪት ኣገልግሎት ጥዕና ሽወደን ንምሕጋዝ ካብ ኲባንያ ባክቲጋርድ ናብ ሽወደን ምእታዋ ተገሊጹ።፡ እዛ ነፋሪት ካብ ኣህጒር ኤስያ እያ ተበጊሳ። እዚ ነቲ ኣብ መላእ ሽወደን ዘሎ ሕጽረት እዚ ኣገዳሲ ናውቲ ሕክምና ከቃልል እዩ ዝብል እምነት ተነቢርሉ’ሎ። እዚ ጸረ ተሃዋስያን ኣዝዩ ፍቱን መካላኸሊ ምትሕልላፍ እዚ ለበዳ ምዃኑ ዋና ኣካያዲት እቲ ትካል ሲሲልያ ኤድስትሪም ሓቢራ’ላ። ካብ ሆንግኮንግ ጥርሓ …

Read More »

ክለብ ኣይኮ ንትስፍው መንእሰይ ኣጥቕዓይ ጳውሎስ ኣብርሃም ካብ ክለብ ብሮማፖይከር ኣፈሪማቶ።

ሽወደናዊት ክለብ ኣይኮ ሓንቲ ካብተን  ኤርትራውያን መቦቖል ዘለወም ተጻወቲ ከም ሄኖግ ጎይቶምን ኣለክሳንደር ኢሳቕን ዘዕበየትን ዝኾሰኮሰት ክለብ ኮይና ሕጂ ድማ ን ወዲ 17 ዓመት ትስፍው መንእሰይ ጳውሎስ ኣብርሃም ካብ ክለብ ብሮማፖይከር ኣሰጋጊራቶ።ጳውሎስ ኣብርሃም ምስ ካብ ትሕቲ 19 ዕድመ ጀሚሩ ምስ ክለብ ብሮማፖይከር ዝንኣድ ምንቅስቓስ ብርክት ዝበለሸቶታት ኣብምምዝጋብ ዝጸንሔ ኮይኑ ኣብ ዓይኒ ቡዙሓት ጋንታትት እዃ ኣንተ ኣተወ ንሱ ግን ን ክለብ …

Read More »

ፍርቂ ናይቶም ብሰንኪ ኮሮና ቫይረስ ኣብ ፍሉይ ሕክምናዊ ምክትታል ዝርከቡ ሰባት ዕድሚኦም ትሕቲ 65 ምዃኑ ተፈሊጡ።

ምዕባለታት ሓማም ክሮና ኣብ ሽወደን፡ ፍርቂ ናይቶም ኣብ ፍሉይ ሕክምናዊ ምክትታል ዝርከቡ ሰባት ዕድሚኦም ትሕቲ 65 ምዃኑ ተፈሊጡ። ኣብ ሽወደን ተኸሲቱ ዘሎ ሕማም ክሮና ቫይረስ ካብ ትጽቢት ወጻኢ እቶም ፍርቂ ካብቶም ኣብ ፍሉይ ሕክምናዊ ምክትታትል ዝርከቡ ሕሙማት ዕድሚኦም ትሕቲ 65 ዓመት ከምዝኾኑ ተለቪዥን ሽወደን ኣብ ዘመሓላለፎ ጸብጻብ ሓቢሩ። ብሕማም ክሮና ዝተለኽፉ መንእሰያት ኣብ ፍሉይ ሕክምናዊ ምክትታል ክኣትዉ ንቡር ኣይኮነን፡ ናይዚ …

Read More »

ሚኒስተር ውሽጣዊ ጒዳያት ” ኣብ ልክዕ ግዜ ቅኑዕ ውሳነ ክንገብር ኢና” ይብል።

ኣብ ሽወደን ምስ ምውሳኽ ሕሙማት ኮሮና ህዝቢ ንምግታእ እዚ ሕማም እዂል ተራኡ ክጻወት ጻውዒት ቀሪቡ’ሎ። ነዚ ቅልውላው ንምፍዋስ ሓልፍነት ዝወሰደ ሚኒስተር ውሽጣዊ ጒዳያት ሽወደን ሚካኤል ዳምበርግ ምስ ሬድዮ ሽወደን ኣብ ዝገበሮ ቃለ መሕትት ኲሉ ዜጋ ለበዳ ኮሮና ንምዕጋት ኣድላዪ ዘበለ ውልቃዊ ተራኡ ክጻወት ጻውዒት ኣቕሪቡ’ሎ። ኮረና ቫይረስ ኣብ ሃገርና ብናህሪ ይላባዕ ኣሎ ስጉምትና ግን ዝሒሉ ኣሎ ነዚ ናይ ሓብር ጸላኢ …

Read More »

Swedish News in tigrigna -ዜና ሽወደን ብትግርኛ 20 መጋቢት 2020

Read More »

ሸርፊ ናይ ሽወደን ክሮነር ብመንጽር ዶላር ኣንቆልቂሉ።

ሓሙስ 19 መጋቢት ኣብ ዘሎ ናይ ዓለማዊ ናይ ሸርፊ ለውጢ፡ ሽወደናዊ ክሮነር ብመንጽር ዶላር ክረአ እንከሎ ምንቁልቋል ከምዘርኣየ ሓቢሩ። ሽርፊ ናይ ሽወደናዊ ክሮነር ብመንጽር ዶላር ኣብዚ ሰዓት እዚ ዋጋ ክሮነር ብምጉዳሉ ብመንጽረ ዶላርን ዩሮን ክወዳደር ከሎ፣ ዋጋ ሓደ ዶላር ብ 10.35 ክሮነር ኮይኑ ዋጋ ሓደ ዩሮ ብመንጽር ክሮነር ድማ 11.05 ።

Read More »

ህዝባዊ ምጓዓዝያ ስቶክሆልም SL ንጥፈታቱ ካብ ሰኑይ ጀሚሩ ከጉድል ምኻኑ ሓቢሩ።

ብምኽንያት ኮሮና ቫይረስ ህዝባዊ መጓዓዝያ ስቶኮልም SL ከምዘጉድል ሎሚ ሓቢሩ። እዚ ምጒዳል ካብ ሰኑይ መዓልቲ ጀሚሩ ክስራሓሉ እዩ። እዚ ማለት ኣውቶቡሳትን ባቡራት ከተማን ዘጠቃለለ ኮይኑ ድሮ ኩሉ ሰባ ምንቅስቃሳቱ ብምድራቱ ዳርጋ ብ 20 ሚእታዊት ከምዝጎድለን እዚ ሓዱሽ መደብ ዝወሓደ ናይ መዋፍሪን ኣቋራጭን ቦታ ዝህልወን ኰይኑ ካብ ዕለት 23 ንደሓር ተግባራዊ ክኸውን እዩ። እዚ ውሳነ ኣብ ህዝባዊ መጓዓዝያ ዝሰርሑ ሰብት ብምብኳሮም …

Read More »

ሽወደን ብጽኑዕ ንዝሓመሙ ዝኸውን እዂል ቦታ የሎን ተባሂሉ።

ብመስረት ጸብጻብ ሚንስትሪ ጥዕና ሽወደን ሕሙማት ኮሮና ናይ ምስትንፋስ ሽግር ከም ዘጓንፎምን ሆስፒታላት ሽወደን እዂል ናይ መስተንፈሲ ናውቲ ከም ዘድለየንን ተገሊጹ። ቅድሚ ሰላሳ ዓመታት ኣብ ሽወደን ሰራዊት ሽወደን ብዙሓት ከምዚ ዝኣመሰላ ቦታትት ከም ዝነበሮምን ሕጂ ግና ሕጽረት ኣጋጢሙ ምጽንሑን እዩ ዝግለጽ ዘሎ። በዚ ድማ ሆስፒታላት ሽወደን ዝያዳ ከምኡ ዓይነት ቦታታት ምድላው ከም ዘድልዮምን ዋላ ንግዜኡ’ውን ይዂን ካልእ ስርሒታት ምውዛፍ ከም …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com