Sunday , May 19 2024

ፖሎቲካ

ሃገራት ኖርዲክ፡ ኲናት ዩክሬይን ምስ NATO ዘለወን ዝምድና ዳግመ ግምት ክገብራሉ ይድርኽ ኣሎ ተባሂሉ። 

ሽወደን ትዂን ፊንላንድ ኣባላት NATO ኣይኮናን፡ እንተኾነ ግና ኣብ ልዕሊ ዩክሬይን ብሩስያ እተገብረ ወራር ምስቲ ወተሃደራዊ ኪዳን ዘለወን ዝምድና ዳግመ ግምት ንኽገብራሉ ይድርኸን ምህላዉ ተገሊጹ። ሽወደን ኣባል ኔቶ ትዂንዶ ኣይትዂ ዝብል ክትዕ ብፍላይ ኣብ ሽወደን ተበራቲዑ ይቕጽል ምህላዉ ዝፍለጥ ኮይኑ ፊንላንድ ግና ምስቲ ኪዳን ዘለዋ ዝምድና እናተረረ ይመጽእ ምህላዉ ጸብጻብ ሬድዮ ሽወደን ኣመልኪቱ። በዚ ድማ ሽወደን ኣሰር ጐረቤታ ፊንላንድ ትስዕብዶ …

Read More »

ሾልዝ፡ “ኔቶ ኣብ ሩስያ ስርዓት ንኽቕይር መደብ የብሉን”

ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬይን ቅሉዕ ወራር እኳ እንተፈጸመት ኣብ ሩስያ ናይ ስርዓት ለውጢ ምግባር ዕላማ ኔቶ ከም ዘይኮነ ቀዳማይ ሚኒስተር ጀርመን ኦላፍ ሾልዝ ትማል ሰኑይ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ ኣመልኪቱ።  “ኣብ ሩስያ ስርዓት ምቕያር ዕላማ ኔቶ ይኹን ፕረሲደንት ኣመሪካ ኣይኮነን” ክብል ሾልዝ ን ማዕከን ዜና ARD ሓቢሩ’ሎ።  ብቀዳም ፕረሲደንት ኣመሪካ ጆ ባይደን ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ስልጣን ክጸንሕ ዘይግብኦ ሓራዲ ሰብ እዩ …

Read More »

ውድባት ረድኤት ስግር ባሕሪ ምወላ ክቃረጽ ከም ዝኽእል ሻቕለአን ገሊጸን። 

ካብ ሓገዝ ልምዓት ሽወደን ልገሳ ዝግበረለን ዓለምለኸ ውድባት ረድኤት ብምኽንያት ኲናት ዩክሬይን ዝወሃበን ዝነበረ ምወላ ክቋረጽ ይኽእል እዩ ዝብል ሻቕላ ከም ዘለወን ሬድዮ ሽወደን ገሊጻ።  ገዚፍ መጠን ናይቲ ረድኤት ልምዓት ስግርባሕሪ ነቶም ናብ ሽወደን ዝኣትዉ ዘለዉ ስደተኛታት ዩክሬይን ንምሕጋዝ ክውዕል ይኽእል እዩ ክብል ሚኒስተር ስደተኛታት ኣንደርሽ ይገማን ገሊጹ’ሎ። እዚ ውሳነ ኣብ ድኻታት ሃገራት ዘሎ ሕጽረት ጽሩይ ዝስተ ማይን መግቢን ከም …

Read More »

ቀ/ሚ ሽወደን ብዛዕባ ዩክሬንን ሩስያን ምስ ቻንስለር ጀርመን ተዘራሪባ። 

ፕረሲደንት ሩስያ ቭላድሚር ፑቲን ኣብ መንጎ ሃገራት ኣውሮጳ ዝህሉ ሓድነት ኣትሒቱ ከም ዝገመቶ ቀዳመይቲ ሚኒስተር ሽወደን ማግዳሌና ኣንደርሾን ትማል ሰኑይ ኣብ ዝሃበቶ ቃል ገሊጻ።  “ፑቲን ንሩስይ ናብ ተነጽሎ ይወስዳ ኣብ ዘለወሉ እዋን ንሕና ግና ንኣህጒርና ኣውሮጳ ናይ ሓባር ድሕነትናን ኣህጒራዊ ምትሕብባርን ብምፍጣር ነሐይላ ኣሎና” ክትብል ኣንደርሾን ብ በርሊን ኣብ ዝሃበቶ ጋዜጣዊ ዋዕላ ገሊጻ። ቀዳመይቲ ሚኒስተር ሽወደን ምስ ቻንስለር ጀርመን ኦላፍ …

Read More »

ዩክሬይን፡ ብሰንበት ጥራይ ልዕሊ 5,000 ሰባት ብ ሰብኣዊ ኮሪደራት ክወጹ ተጌሮም። 

ብሰንበት ብጠቕላላ 5,208 ዩክሬናውያን ብ ሰብኣውያን ኮሪደራት ኣቢሎም ምውጽኦም ካብ ቤት ጽሕፈት ፕረሲደንት ቮሎድሚር ዘለንስኪ እተረኽበ ኣሃዛት ኣመልኪቱ።. ካብዞም ዝወጹ 5,208 ዩክሬናውያን ክልተ ብጽኑዕ ዝቖሰሉ ህጻናት ከምኡ’ውን ኒሞንያ ዝሓመመ ዕሸል ከም ዝርከብዎም ምክትል ጸሓፊ ቤት ጽሕፈት ፕረሲደንት ኪርሎ ቲሞሼንኮ ን CNN ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ ኣመልኪቱ።  እዞም ዩክሬናውያን ብዓሰርተ ሰብኣውያን ኮሪደራት ኣቢሎም ምሉእ መዓልቲ ክወጹ ከም እተገብረ ን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር …

Read More »

ኔቶ ናይ ነፈርቲ ኲናትን ኣጽዋርን ሓገዝ ክገብረሉ ዘለንስኪ ሓቲቱ። 

ኔቶ ን ዩክሬይን ናይ ነፈርቲ ኲናትን ኣጽዋርን ሓገዝ ክገብረሉ ንነዊሕ ክጽበ ምጽንሑ ፕረሲደንት ዩክሬይን ቮሎድሚር ዘለንስኪ ገሊጹ።  “ነታ ኣብ ትሕቲ ከበባ ኣትያ ዘላ ወደባዊት ከተማ ማርዩፑል ብዘይ ተወሳኺ ታንክታትን ሓገዝ ነፈርቲ ኲናትን ምድሓን ዝከኣል ኣይኮነን” ክብል ኣመልኪቱ’ሎ።  “መሸም ዩክሬይን ን ነፈርቲ ኲናት ሩስያ ብ ሮኬታትን ጠበናጁን ከትወርድ ኣይትኽእልን እያ’ ክብል ዘለንስኪ ብሰንበት ምሸት ኣብ ዝሃቦ ናይ ቪድዮ መልእኽቲ ኣተሓሳሲቡ’ሎ።. ዩክሬይን …

Read More »

“ኲናት ዩክሬይን ዝዓበየ ስትራቴጅያዊ ጌጋ ፑቲን እዩ” ሊዮ ፓኔታ። 

“ፕረሲደንት ሩስያ ቭላድሚር ፑቲን ንዩክሬይን ክወርር ምውሳኑ ዓብዪ ስትራቴጅያዊ ጌጋ እዩ ፈጺሙ” ክብል ኣባል ማእከል ስለያ ኣመሪካ CIA ነበር ከምኡውን ዋና ጸሓፊ ምክልኻል ኣመሪካ ኮይኑ ዘገልገለ ሊዮን ፓኔታ ገሊጹ። ፑቲን ኣብ ዝሃለፈ ወርሓ ለካቲት ዝጀመሮ ኲናት ተዓዋቲ ኮይኑ ክወጽእ እዩ ዝብል እምነት ከም ዘይብሉ ፓኔታ ምስ ሬድዮ ሽወደን ኣብ ዝገበሮ ቃለመሕትት ገሊጹ’ሎ። ወራር ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬይን ንሓድነት ወተሃደራዊ ሽርክነት …

Read More »

ሰልፊታት ሽወደን ኔቶ ንጸንበርዶ ኣብ ዝብል ክሰማምዓ ኣይከኣላን። 

ሽወደን ኣብ ቀጻሊ ኣባል ኔቶ ትዂንዶ ኣይትዂን ኣብ ዝብል ባይቶ ሽወደን ብኸመይ ከድምጽ ኣለዎ ኣብ ዝብል ዝርዝራት ሰብመዚ ናይቲ ኣብ ስልጣን ዘሎ ሰልፊ ማሕበራዊ ዴሞክራሲ ከምኡውን ተቓማዊኡ ሞደራትና ክሰማምዑ ኣይከኣሉን ተባሂሉ።  ኣብ ዝመጽእ ወርሒ መስከረም ዝካየድ ሃገራዊ ምርጫ እንድሕር ተዓዊቱ ንሽወደን ኣባል ኔቶ ክገብራ ምዃኑ  መራሒ ሰልፊ ሞደራትና ኡልፍ ክሪስተርሰን ምግላጹ ዝዝከር እዩ። እንተኾነ ግና ኣባል ማሕበራዊ ዴሞክራሲ ከምኡውን ምክትል …

Read More »

ሽወደን ተወሰኽቲ ጸረ-ታንክ ሚሳይላት ናብ ዩክሬይን ክትልእኽ እያ። 

ዩክሬይን ወራር ሩስያ ንምክልካል ኣብ እትገብሮ ዘላ መኸተ ንምሕጋዝ ሽወደን ተወሰኽቲ ጸረ ታንክ ሚሳያት ክትልእኽ ምዃና ሚኒስተር ምክልኽል ሽወደን ፒተር ሃልትቪስት ብረቡዕ ገሊጹ። በዚ ድማ ተወሳኺ 5000 ጸረታንክ ሚሳይላት ናብ ዩክሬይን ክለኣኽ መንግስቲ ፍቓድ ሂቡ’ሎ። ከምዚ ዝበሉ እማመታት ኣብ ባይቶ ሰፊሕ ተቐባልነት ከም ዘለዎም ዝፍለጥ እዩ። 

Read More »

ፕረሲደንት ዩክሬይን ዘለንስኪ ን ባይቶ ሽወደን መደረ ኣስሚዑ። 

ትማሊ  ሓሙስ ፕረሲደንት ዩክሬይን ቮሎድሚር ዘለንክሲ ን ባይቶ ሽወደን መደረ ኣስሚዑ። ንሱ ኣብ ዘስምዖ መደረ ሽወደን ንዝገበረቶ ሓገዝ ኣጽዋር ድሕሪ ምምስጋን ሽወደን ንዳግመ-ህንጸት ዩክሬይን ሓገዛ ክትቅጽል ሓቲቱ’ሎ። “ሽወደን ንዩክሬይን ዝዓበየ ሓገዝ ሂባ’ያ፡ በዚ ድማ ከመስግና እደሊ እየ” ክብል ዘለንስኪ ትማል ሓሙስ ን ባይቶ ሽወደን ኣብ ዝሃቦ መደረ ገሊጹ እዩ። ንሱ መደረኡ ብዛዕባ ሰማያዊን ብጫን ሕብርታት ክልቲኣተ ሃገራት ብምልዓል እዩ ጀሚሩ።  …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com