ሃርሞኒ ሬድዮ
ዕለታዊ ዜና ካብ ሃርሞኒ መዲያ 21 ለካቲት 2024
ዕለታዊ ዜና ካብ ሃርሞኒ መዲያ 13 ለካቲት 2024
ዕለታዊ ዜና ካብ ሃርሞኒ መዲያ 12 ለካቲት 2024
ዕለታዊ ዜና ካብ ሃርሞኒ መዲያ 08 ለካቲት 2024
ዕለታዊ ዜና ካብ ሃርሞኒ መዲያ 05 ለካቲት 2024
ዕለታዊ ዜና ካብ ሃርሞኒ መዲያ 25 ጥሪ 2024
News Magazine ዜና መጽሄት – 26-10-2023
Aktuellt ኩነተ ህላወ no.2 ማሕበራዊ ሽግራትናን መፍትሒኡን
ፖሊስ፡ ባርዕ ትራልሃታን ገበነኛታት ሕነ ንምፍዳይ ዘሳወርዎ ክኸውን ይኽእል እዩ።
ዝሓለፈ ዓርቢ፡ ኣብ ሽዱሽተ ከባቢታት ትሮልሃታን (ምዕራብ ሽወደን) እተኸስተ ባርዕ ሓዊ፡ ኮነ ኢልካ እተሳወረ ክኸውን ይኽእል እዩ– ዝብል ጥርጣረታት ከም ዘለዎም፡ ፖሊስ ገሊጾም። ኣብ ማእከል ከተማ ዝርከብ ናይ መካይን መዐሸጊ፡ ሰብ ዘይሰፈሮም ኣባይቲ፡ ከምኡ’ውን ብርክት ዝበላ መካይን በቲ ባርዕ ከም እተሃሞኻ፡ P4 Väst ገሊጻ’ላ። ኣብ ትራልሃታን፡ ኣብ ናይ ደቓይቕ ፍልልይ ብርክት ዝበለ ምስዋር ሓዊ ከም እተኸስተ፡ እዚ ድማ ባህርያዊ ዘይኮነስ …
Read More »