ሰሙን ኣብ ዘይመልእ ግዜ ስግኣታት ሃገራዊ ጸጥታ ሽወደን ምዝያዱ ላዕለዋይ ኣዛዚ ሰራዊት ሽወደን ሚካኤል ቢደን ምስ ኣገልግሎት ዜና ተተ ኣብ ዘካየዶ ቃለመሕትት ኣመልኪቱ። ቢደን ነዚ ዝበለ ዝሓለፈ ሓሙስ ንዝጀመረ ወራር ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬይን ከምኡውን ቅድሚ ክልተ መዓልታት ክጋዋሕ ዝጀመረ ተረርቲ መግለጺታት ሩስያ ብምምልካት እዩ። ሽወደን ዘላትሉ ጸጥታዊ ኲነታት ብግልጺ ክቕመጥ ይግብኦ እዩ ዝበለ ቢደን ሰራዊት ሽወደን መላእ ሉኣላዊ ክሊ …
Read More »ቛንቋ ሸወደን ንመሃር
ቆልዑ ሽወደን ቋንቋ እንግሊዝ ብዝያዳ ይጥቀሙ ምህላዎም ተገሊጹ።
ሓደ ማሕበር መማህራን ኣብ ዘሕተሞ መጽሔት ቆልዑ ሽወደን ቋንቋ እንግሊዝ የዘውትሩ ምህላዎም ገሊጻ። ካብ ቅድመ ትምህርቲ ኣትሒዙ ኣብ ዝተፈላለዩ ናይ ትምህርቲ ደረጃ ዘለዉን ካብ ዝተፈላለየ ናይ ቋንቋ ድሕረ ባይታ ዝመጹን ቆልዑ ንሓድሕዶም ንምርድዳእ እንግሊዝኛ ከዘውትሩ ይረኣዩ ምህላዎም እታ መጽሔት ኣረዲኣ’ላ። ናይዛ ኣብ ጒዳያት ቋንቋ ፍሉይ ተገዳስነት ዘለዋ መጽሔት ዋና ኣሰናዳኢ ዝኾነ ኣንደርስ ስቨንሰን ንሬድዮ ሽወደን ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ “በዚ ተርእዮ …
Read More »Harmony Media… Satsadverbial … Svenska-Tigrinja with Hager Teklay
Harmony Media… Jul i Sverige… Svenska-Tigrinja…with Hager Teklay
Harmony Media … Kortsvar ( Short Answers) … Svenska Tigrinja, with Hager Teklay
Tidsprepositioner … Svenska Tigrinja … with Hager Teklay
Partikelverb Svenska – Tigrinja. with Hager Teklay
Partikelverb Svenska – Tigrinja. med Hager
Vanliga & enkla fraser. Svenska – Tigrinja del 3
https://youtu.be/0wTWX6BMuy0
Read More »