Friday , May 17 2024

ኣህጉራዊ ዜና

ዜናታት ስዊድን ብትግርኛ 21 ታሕሳስ 2018

Read More »

ንሰባት ክልምኑ ኣገዲድኩም ብዝብል ሽዱሽተ ሰብኡት ተኸሲሶም።

ሽዱሽተ ሰብኡት ብዘይሕጋዊ ኣገባብ ሰባት ካብ ቡልጋርያ ብምስግጋርን ኣብ ኣዝዩ ሕሱም ኣከባቢ ብምሕያርን ንኽልምኑ ብምግዳድን ተኸሲሶም። እዚ ኣብ ሸውደን ምናልባት እቲ ዝዓበየ ብሕጊ ዝረአ ዘሎ ዘይሕጋዊ ኣገባብ ምስግጋር ሰባት ከይኮነ ኣይተርፍን ተባሂሉ’ሎ። ኣብ ወረዳ ቫዦ ላዕለዋይ ዳኛ ዳንኤል ሃራልድሰን ንሬድዮ ሸውደን ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ እዞም ግዳያት ብዘይስሩዕ ኣገባብ ኣብ መጻወድያ ምእታዎም: ገሊኣቶም ናብ ሸወደን ምስ ኣተዉ ብዛዕባ ዝሰርሕዎ ስራሕ ወይ …

Read More »

መንግስቲ ሩስያ ሽወደናዊ ላዕለዋይ ዲፕሎማት ካብ ሃገሩ ከወጽእ ኣዚዙ:: መንግስቲ ሩስያ ንሓደ ላዕለዋይ ዲፕሎማሰኛ ሽወደን ኣብ ሃገሩ፣ ከምዝጠረዘ መንግስታዊ ማዕከን ዜና ሩስያ ጠቒሱ ኣገልግሎት ዜና ሽወደን ሓቢሩ። እቲ ኣብ ሩስያ ዝርከብ ኤምባሲ ሽወደን፣ ከም ኣታሼ ጉዳያት ባህሊ፣ ኮይኑ ዘገልግል ዝነበረ፣ ብሞይኡ ጋዜጠኛን ዲፕሎማሰኛን ዝኾነ፣ ካለክኒቭለ፣  ምኻኑ ተፈሊጡ።  ነዚ ጉዳይ ኣመልኪቱ መግለጺ ዝሃበ  ሚንስትሪ ወጻኢ ጉዳያት ሽወደን፣ እቲ ፍጻመ ሓቂ ምዃኑ …

Read More »

ዜናታት ስዊድን ብትግርኛ 17 ታሕሳስ 2018

Read More »

ኣሰልጣኒ ሞሪኖ ካብ ስርሒ ተሰናቢቱ!

ናይ ኣሰልጣንነት ግዚኡን ስሙ ምስ ፖርትጋላዊት ክለብ ፖርቶ ዝተወልዔ እሞ ድሒሩ ኣብ ዓይኒ ዓበይቲ ክለባት ብምእታው ስጋብ እቲ ፍሉይ ማለት ዘ ስፐሻል ዝብል ሳጛ በቲ ሓደ ወገን በቲ ኻልእ ብዝኽተሎ ቅዲ ጸወታ ኣደዳ መንቀፍቲ ማለት ሞሪኖ ቀታሊ ኩዑሶ ክብል ብ ኣሰልጣኒ ራነሪ ዝተዘለፎን ንኣቃርቲ ኩዑሶ እግሪ ኣብ ስነ ሞጎት ዘእተወ ሞሪኖ ኣደዳ ምስጛግ ኮይኑ። ድሕሪ ዕውት ናይ ምስልጣን ግዜያት ምስ …

Read More »

ዕጫ ቻምፕዮንስ ሊግ ማንቸስተር ዩናይትድ ምስ ዓርሞሸሽ ፒኤስጂ የራጽም!

ሎሚ ዕጫ ዙር 16 ቻምፒዮንስ ሊግ ኣብዝወደቀሉ ስለስተ ክለባት ኢንግሊዝ ምስ ክለባት ጀርመን ከራኽብ ከሎ ዝተረፈት ክለብ ማንቸስተር ዩናይትድ ድማ ምስ ገዚፍ ፋናንሳዊ ወጻኢታት ዝገበረት ፈረንሳዊት ክለብ ፒኤስጂ ኣራኺብዋ።  ዕድል መሪኖ ዝውሰነሉ ጸወታ ክኸውን እዩ ክብሉ ተንተንቲ ስፖርት ይሕብሩ። እዚ ኣብ መፋርቕ ወርሒ ለካቲት ዝጅመር ናይ ክልተ ዙር ኣውዲቕካ ምሕላፍ ኢንግሊዛዊት ክለብ ቶተንሃም ምስ ብመንእሰያት ተሃኒጻ ኣብ ጹቡቅ ቁመና ትርከብ …

Read More »

ጋነርስ ኣብ ሜዳ ሰንቲ መሪ ጥሒሎም::

ኣብ ፕርመርሊግ ኢንግሊዝ ብ ጹቡቅ ገስጋስ ድሕሪ ናይ 22 ዝይተሰዓርነት ብክለብ ሳውዝሃምብተን ኣብቒዑ። ኣብዚ ናይትማሊጸወታ ኣርሰናላውያን ካብ ድሕሪ ተበጊሶም ብሸቶታት ማክተረያን ናብ ናይ 2 ብ2 ውጺኢት ክመዓራረዩ እካ ኣንተኻኣሉ፣ ኣብ 85 ደቂቅ ብጉድለት ሓላዊ ልደት ኣርሰናል ዝረኸባ ቻርሊ ኡስታን ዘመዝገባ 3ይቲ ሸቶ ንዘይተሰዓርነት ጉዕዞ ኣርሰናል ኣብ ትሕቲ ኣሰልጣኒ የዩና ኤምሬ ብሓድሽ ኣሰልጣኒ ክለብ ሳውዝሃምብተን ራፍ ሀዜንሁት ደው ኢሉ።

Read More »

ኣብ ኢትዮጵያ ብዝተኸስተ ግጭት 21 ሰባት ከም እተቐትሉ ሬድዮ ፋና ጸብጺቡ::

ኣብ ደቡብ ኢትዮጵያ ኣብ መንጎ ዝተፈላለዩ ብሄራት ብዝተኸስተ ግጭት 21 ሰባት ከም እተቐትሉ ፋና ዝተባህለ መንግስታዊ ሬድዮ ጸብጺቡ። እዚ ግጭት ኣብ መንጎ ብሄራት ኦሮሞን ሶማልን ዘጋጠመ ኮይኑ፥ 61 ዝኾኑ ስባት እውን ግዳይ መቚሰልቲ ኮይኖም ኣለዉ። እዚ ግርጭት ዓሚ ካብ ዝልዓል ንነጆ ዛጊት ልዕሊ ሓደ ሚልዮን ሰባት ካብ መረበቶም ተፈናቒሎም ኣለዉ። ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ በቲ ዘተኣታተዎ ፖለቲካዊ ጽገናን ዕርቂ ምስ ጎረባብቲ …

Read More »

ፕረዚደንት ኢሰያስ ኣፈወርቂ ናብ ሶማልያ ኣትዩ::

እዚ ብጸጋማይ ወገን ቀይሕ ምንጻፍ ዝርአ ዘሎ ፕረዚደንት ኢሰያስ ኣፈወርቂ ብፕረዚደንት ሶማልያ ደሚቕ ኣቀባብላ ተጌሩሉ።

ፕረዚደንት ኤርትራ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ንመጀመርታ ግዜኡ እዩ ናብ ሶማልያ ኣትዩ ክብል ሚኒስተር መራኸቢታት እታ ሃገር ሓቢሩ። እዚ ምብጻሕ መርኣያ ናይቲ ብዙሕ ምምሕያሽ እናርኣየ ዝመጸ ዝምድና ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ፥ ብፍላይ ድማ ካብ ቀውዒ ጀሚሩ እናሞቕ ዝመጸ ዝምድና ኤርትራን ኢትዮጵያን እዩ። ሶማልያን ኤርትራን ዝሓልፈ ክረምቲ እየን ዝምድንአን ናብ ንቡር ክመልሳ ተሰማሚዐን። ፕረሲደንት ሶማልያ መሓመድ ዓብዲላሂ መሓመድ ብወገኑ ናብ መዲና ኤረትራ ኣስመራ ምብጻሕ …

Read More »

መሓመድ ሳላሕ ዝበለጸ ኣፍሪቃዊ ተጻዋታይ ቢቢሲ

ተጻዋታይ ኢንግሊዛዊት ክለብ ሪቨልቡል ግብጻዊ መሓመድ ሳላሕ ዝሓለፋ ዓመት ቡሉጽ ጸወታ ብምርኣይ ሳልሳይ ዝበለጸ ተጻዋታይተባሂሉ ዝተሸለመ ሎሚ ድማ ብመርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ዝበልጸ ኣፍሪቃዊ ተባሂሊ ን ካልኣይ ተኸታታሊ ብምሽላም ቅድሚ ሕጂ ብ ናይጀራዊጀይ ጀይ ኦካቻ ጥራይ ተታሒዙ ዝነበረ ክብሪ ተመዓራሪዎ። ሳላሕ ነዚ ክብሪ ዝበቕዖ ዝሓለፈ ዓመት ካብ 52 ግጥማት 44 ሸቶታትብምምዝጋብ ርኮርድ ክለብ ሪቨልቡል ክሕዝ ከሎ ሎሚዓመት ድማ ኣብ ኩሉ ግጥማት …

Read More »

Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com