Monday , May 13 2024

Transfer Galaxy

ንብስራት 

 ኣብ ሰሜን አውሮፓ ዝመደበሩ ትራንስፈር ጋላክሲ ናይ ነዊሕ ዓመታት ልምዲ ኣብ  ዲጂታላዊ መፍትሒ ናይ ሓዋላ ወይካኣ ዝውውር ገንዘብ  ዘታኣታተወ ትካል ኮይኑ ሕጂ  ድማ ጠለብ ዓማዊሉ ንምምላእ  ካብ  ሙሉእ ኤውሮፓ ናብ ኤርትራ እውን ገንዘብ  ክትልእኩሉ  ትኽእሉ ቅልል ዝበለ መስርሕ ፈጢሩልኩም ኣሎ።

እዚ ስርሒት እዚ ነቲ ኣብ አውሮፓ ዝርከብ ማሕበረሰብ ኤርትራ፡ ኣብ ዓዱ ንዝርከብ ስድራቤቱ ንምድጋፍ ዝፅዕር  ዓቢ እፎይታ ይህቦ።

ትራንስፈር ጋላክሲ ንተጠቀምቲ ምቹው ዝኾነ ኣፕ ኣዳልዩ  ካብ ዝኾነ ቦታ አውሮፓ ብዲጂታላዊ ኣገባብ ገንዘብ ብምልኣኽ መቕርብኩም ናብ ሂምቦል ብምኻድ ገንዘቦም ክርከቡ ከምዝኽሉ  ትፈልጡዶ።

እዚ ብፍሉጣት ቨንቸር ካፒታሊስትን ባንከኛታትን ዝድገፍ ሕጋውን ውሑስን ዘተኣማምን ናይ ሓዋላ ኣገባብ ንዘለና ልዑል ተመኩሮ ምትሕልላፍ ገንዘብ ምስክር እዩ።

ሕጂ  በዚ ጥብቆ ሊንክ  tgxy.it/m367

 ኣቢልኩም  ትራንስፈር ጋላክሲ ኣፕ ተመዝጊብኩም ኣውርድዎ።

 ንኤርትራ ድማ ካብ አውሮፓ ገንዘብ ምልኣኽ ክትጅምሩ ትኽእሉ!!

ተወሳኺ ትራንስፈር ጋላክሲ ብትግርኛ ድጋፍ ዓማዊል ይህብ።ንዝያዳ  ሓገዝ ወይ ሕቶታት ምስ ዝህለወኩም  ብስልኪ ቁጽሪ 0046720712169 ተወከሱ ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com