Monday , April 29 2024
Henrik Montgomery/TT

ሃገራት ምፍናው ካርቦን ንምውጋድ ዝከኣአን ክገብራ ጻውዒት ቀሪቡ። 

ሰብ ዝጠንቁ ክሊማዊ ለውጢ ዓለምና ክኽሰት ቀሪቡ ምህላዉ ኣብ ጒዳይ ክሊማ ዘተኰረ በይነ መንግስታዊ ፓነል ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ዘውጽኦ ሻዱሻይ ጸብጻቡ ኣመልኪቱ። ኣብ ጒዳይ ክሊማ ዓለምና ዋና ኣዛታዪ ሽወደናዊ ማትያስ ፍሩምየር ነዚ ኣመልኪቱ ኣብ ዝሃቦ መተሓሳሰቢ ኲለን ሃገራት ምፍናው ካርቦን ንምውጋድ ዝከኣአን ዘበለ ክገብራ ኣለወን ኢሉ’ሎ። ብዘይካዚ ሃገራት ኣብ ምጒዳል ምፍናው ካርቦን ጥራይ ከይተደረታ ን ካርቦን ካብ ከባቢ ኣየር ክስሕባ እውን መተሓሳሰቢ ቀሪቡ’ሎ። 

 


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com