Tuesday , April 30 2024
Vidar Ruud / NTB scanpix / TT

ሃገራት ኖርዲክ ኣብ ልዕሊ ሽወደን ሻቕለተን ይዓቢ።

ኖርዌይን ፊንላንድን ንወቕቲ ቱሪዝም ብምባል ዶበን ክኸፍታን እገዳ ጒዕዞ ሽወደን ክዕቅባን ይዝትያ ምህላወን ተመልኪቱ። ኣብ ዴንማርክ ብዙሓት ተቓወምቲ ሰልፊታት ንሃገረ ጀርመንን ኖርዌይን ዶበን ክኸፍታ ድሉዋት እኳ እንተኾና ኣብ ሽወደን ግና ጥርጣረታት ከም ዘለወን ድማ ተሓቢሩ። ሽወደን 30 ሽሕ ሕሙማትን ኣስታት 4000 ምዉታትን ለበዳ ኮሮና ምምዝጋባን እዚ ድማ ናይዘን ሰለስተ ሃገራት (ኣይስላንድ፥ ዴንማርክን ፊንላንድን) ሕሙማት ሰለስተ ዕጽፊ ምዃኑን እቲ ቀንዲ ምኽንያት እዚ ጥርጣረ ምዃኑ ይንገር። ” እዚ ኣብ ሽወደን ተነቢሩ ዘሎ እገዳ ብዛዕባ ዝለዓለሉ ኲነታት እናዘተና ኢና ንርከብ ዘሎና” ክትብል ኣብ ክፍሊ ምቊጽጻርን ምክልኻልን ለበዳ ዳይረክተር ሊን ቮልድ ምስ ሬድዮ ሽወደን ኣብ ዝነበራ ጻንሒት ኣስሚራትሉ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com