Friday , April 26 2024

ህንዳዊት ተዋሳኢት ሹሬካ ሲክሪ ዓሪፋ

ናይ ፊልምን መድረኽን ኮኾብ ተዋሳኢት ህንዲ፡ ሹረካ ሲክሪ፡ ኣብ መበል 75 ዓመታ ትማሊ ዓሪፋ።

ንሳ፡ ሓንቲ ካብቶም “ቶፕ ክላስ” ተባሂሎም ዝፍለጡ ተዋሳእቲ እያ ኔራ። ከምኒ Badhaai Ho ከምኡውን Balika Vedhu ኣብ ዝኣመሰሉ ዓበይቲ ስርሓት ብምውሳእ ዓብዪ ዝና ዝረኸበት ሲክሪ ብሕማም ልቢ ክትሳቐ ድሕሪ ምጽናሕ ኣብ ከተማ ሙምባህ ዓሪፋ’ላ። ሲክሪ ኣብ ናይ ተዋስኦ ህይወታ ካብ 1988-2018 ጥራይ ሰለስተ ሽልማታት ፊልም ሓፊሳ እያ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com