Monday , April 29 2024
LINDAHL BJÖRN/Aftonbladet/TT

ህዝቢ ኣብ መንግስቲ ዘለዎ ኣምነት እናንቈልቈለ መጺኡ።

ህዝቢ ኣብ መንግስቲ ዘለዎ ኣምነት እናንቈልቈለ ምምጽኡ ተገሊጹ። ነዚ ኣመልኪቱ ኣብ ወርሓ ጥሪ ዳህሳስ ዘካየደ ትካል “ፖልስተርስ ኖቩስ” እዩ። ብመሰረት እዚ ዳህሳስ፡ ህዝቢ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ዝጸንሖ እምንት ካብ ዝሓለፈ ሕዳር ኣትሒዙ እናንቈልቈለ ክመጽእ ጸኒሑ’ሎ። ብመሰረት እዚ ዳህሳስ፡ 23% ዜጋታት ጥራይ ኣብ መንግስቲ ዘለዎም ደገፍ ገሊጾም ኣለዉ። እዚ ኣሃዝ ምስ ዝሓለፈ ዳህሳስ እንክወዳደር ብ 11% ምንካይ ኣርእዩ’ሎ።

ኣብ ሚኒስተራት ዘሎ እምነት ምስ እንምልከት፡ ቀዳማይ ሚኒስተርን መራሒ ሰልፊ ሞደራትናን ኡልፍ ክሪስተርሰን፡ ብ 29% ኣብ ህዝቢ ዝለዓለ እምነት ኣሕዲሩ ምህላዉ፡ እቲ ዳህሳስ ወሲኹ ሓቢሩ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com