Friday , April 26 2024

ሓላፊ ትካል ኣልኮምፒስ ዶክተር ማሕሙድ ዓጋ ኣብ ኣኼባ ዞባ ስኮነ (skåne) ተሳቲፉ።

ሓላፊ ትካል ኣልኮምፒስ ዶክተር ማሕሙድ ዓጋ ኣብ ኣኼባ ዞባ ስኮነ ተሳቲፉ።


ምምሕዳር ዞባ ስኮነ ኣብ ዘዳለዎ ኣኼባ ግደ ማዕከናት ዜና ኣብ ምብጻሕ ኣገዳሲ ሓበሬታ ንሓደስቲ መጻእቲ ብዝብል ቴማ ከም ዝተኻየደ ተፈሊጡ።


ኣብቲ ዝተኻየደ ኣኼባ ኣካያዲ ትካል ኣልኮምፒስ ዶክተር ማሕሙድ ዓጋ ተረኺቡ ግደ ኣልኮምፒስ ብምዝርዛር ኣገዳስነት ናይ ሓበሬታ ንሓደሽቲ መጻእቲ ብዝምልከት ሰፊሕ መብርሂ ሂቡ።


ምምሕዳር ስኮነ (skåne) ነቶም ዝቀረቡ ሓሳባት ድሕሪ ምስማዕ ንቀጻሊ ሓበሬታ ናብ ኩሉ ንኽባጻሕ ምስ ብኻልእ ቋንቋታት ዝነጥፋ ትካላት ሚድያ ክሰርሕ ምኻኑ ሓቢሩ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com