Sunday , April 28 2024

ሓበረታ ንተቐማጦ ምምሕዳር ሳላ !!

ነበርቲ ምምሕዳር ሳላ ንዝሰትይዎ ኮነ ንመግቢ ዝጥቀሙሉ ማይ ቅድሚ ምጥቃሞም ኣፍሊሖም ክሰትይዎ ከምዘለዎም ምምሕዳር እቲ ከባቢ ይሕብር። እዚ ዝኾነሉ ምኽንያት ብመሰረት ኣብ ቤት ፈተነ ማለት ላባራቶሪ ዝተገብረ መርመራ ማይ ናይቲ ከባቢ ብ ባኽተርያ ከምዝተበኸለ ብምርግጋጾም እዮም።

ስለዚ ተቐማጦ ከባቢ ምምሕዳር ሳላ ግዳይ ዘየተደልየ ሕማም ካብ ሙዃን ኩሉ እቲ ጥቀምሉ ማይ ከተፍልሕዎ ከምዘለኩም እዚ ምምሕዳር ብምምካር ብፍላይ ኣብ ከባቢታት Västerfärnebo ፣ Salbohed ፣ Kila, Sala Salaamm och Knipkällsledningen ትነብሩ ዝያዳ ጥንቃቐ ክትገብሩ እዚ ምምሕዳር ወሲኹ የተሓሳስብ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com