Friday , April 26 2024

ሓደ ዋርድያ ኣብ ቤትጽሕፈቱ ክልተ ደቀንስትዮ ብምዕማጹ ይኽሰስ።

እዚ ሰብ ዝተዋህቦ ሓላፍነት ብምጥቃምን ድኹም ጎድኒ ኣዘን ደቀንስትዮን ብምምዝማዝ እዩ ኣብ ስቶክሆልም ክሲ ቀሪብሉ ዘሎ።

ዳኛ Christina Voigt እዚ ሰብ እዘን ደቅርንስትዮ ቅድሚ ሕጂ ፈጺመናኦ ኢሉ ብዝኣመኖ ወንጀል ናብ ፖሊስ ክኸስስ ምዃኑ እናፈራርሀ ምስኡ ጾታዊ ርክብ ንኽፍጽማ ከገድደን ምጽንሑ ብምሕባር ሕጊ ብጾታዊ ምድፋር ከሲስዎ ምህላዉ ገሊጻ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com