Monday , April 29 2024
Credit: Fredrik Sandberg/TT

መንግስቲ ሽወደን ን ፖሊሲ ኢሚግሬሽን ኣመልኪቱ ኣህጒራዊ ወፍሪ ሓበሬታ ከካይድ እዩ።

መንግስቲ ሽወደን፡ ን ፖሊሲ ኢሚግሬሽን ኣመልኪቱ ኣህጒራዊ ወፍሪ ሓበሬታ ከካይድ እዩ። ዕላማ እዚ ወፍሪ፡ ናብ ሽወደን ዝህሉ ስደት ንምንካይ እዩ–ክትብል ሚኒስተር ስደተኛታት ማርያ ማልመር ስተነርግራድ ገሊጻ’ላ። እዚ ወፍሪ፡ መንግስቲ ብዛዕባ ዝገብሮ ለውጢ ፖሊሲ ስደተኛታት ዝገልጽ ኮይኑ፡ እዚ ሓበሬታ ናብ ውድባት ዜና ወጻኢን ካልኦትን ክዝርጋሕ እዩ–ብመሰረት ጸብጻብ ሬድዮ ሽወደን።

ኤምባሲታት ሽወደን ኣብዚ ወፍሪ ክሳተፍ እየን።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com