Monday , April 29 2024
Texas Governor Greg Abbott attends a security briefing with former President Donald Trump and state officials and law enforcement at the Weslaco Department of Public Safety DPS Headquarters before touring the US-Mexico border wall on Wednesday, June 30, 2021 in Weslaco, Texas. (Jabin Botsford/The Washington Post via AP, Pool) DCWAP207

መንግስቲ ባይደን ን ቴክሳስ ከሲሱ።

ቴክሳስ፡ ንምጒዕዓዝ ስደተኛታት ትእግድ ኣላ፡ እዚ ድማ ንሕጊ ፈደራል ዝጥሕስ እዩ ክብል ክፍሊ ፍትሒ ኣመሪካ ከሲሱ ኣሎ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣመሓላሊፉ።

እዚ ትእዛዝ፡ ብኣመሓዳሪ ሪፓብሊካን ቴክሳስ፡ ግሬግ ኣቦት; ዝተመሓላለፈ ኮይኑ ለበዳ ኮቪድ-19 ንምክልኻል ብዝብል ሰበብ፡ ስደተኛታት ብሰብመዚ ኣኽበርቲ ሕጊ ጥራይ ክጋዓዙ ዝድንግግ እዩ።

ሰብመዚ ፈደራል ብወገኖም፡ ስደተኛታት ኣብ ካምፕታት ንኽንቀሳቐሱ ሲቪላውያን ኮንትራክተራት ክቖጽሩ ምጽንሖም ዝፍለጥ እዩ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com