Saturday , April 27 2024
Justice Minister Morgan Johansson Foto: Henrik Montgomery / TT kod 10060

መንግስቲ ኣብ ቅድመ ኲነታዊ ምፍታሕ እሱራት ጽንክር ዝበለ መምርሒታት ክኸል ከም ዝደሊ ገሊጹ።

መንግስቲ ን ቅድመ-ኲነታዊ ምፍታሕ እሱራት ኣመልኪቱ፡ ዝጸንከረ መምርሒታት ከተግብር ከም ዝደሊን፡ ነዚ ጒዳይ ዝርኢ ናይ መርመራ ኮሚሽን ምቛሙን ሬድዮ ሽወደን ኣመልኪታ። ክልተ-ሲሶ ካብ ፍርዲ ማእሰርቶም እውን እንተወድኡ፡ እቶም ብተደጋጋምሚ ኣብ ገበን ዝዋፈሩ ሰባት ብኸምዚ ኣገባብ ክፍትሑ የብሎምን፡ ኢሉ’ሎ ሚኒስተር ፍትሒ ሞርጋን ጆሃንሰን ንሬድዮ ሽወደን ኣብ ዝሃቦ ቃል። ብክብድ ዝበለ ገበናት ብተደጋጋሚ ዝእሰሩ ሰባት፡ ንሕልፈት ብዛዕባ ዝእሰሩሉ ተኽእሎታት ይዝትየሉ ምህላዉ እቲ ኮሚሽን መርመራ ሓቢሩ’ሎ።

 


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com