Wednesday , May 1 2024

መደብ ዝርርብ ’’ 50 ደቓይቕ ’’

ተኸታተልቲ መደብና እዚ ሎሚ ማዓልቲ ንፈነወ በቒዑ ዘሎ መደብ ዝርርብ ’’ 50 ደቓይቕ ’’ ዝተባህለ ዝተፈላለዩ ሞያን ትምህርትን፣ ናይ ሂወት ተመክሮን ዘሎዎም ሰባት ተዓዲሞም ልምዶም ተሞኩርኦምን ፍልጠቶምን ዘካፍሉሉ መድረኽ ዝርርብ እዩ። ኣብ ናይ ሎሚ መደብና ብዛዕባ እቲ ኣብ መነባብሮ ሕብረተሰብ ዓቢ ተራ ዘሎዎ ቤት ጽሕፈት ማሕበራዊ ጉዳያት social tjänsten ብዝርዝር ምስ ምሁርን ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳያት ኣቶ ናስር ማሕሙድ ዘካየድናዮ ዝርርብ ክኸዉን እዩ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com