Saturday , April 27 2024

መደብ 50 ደቓይቕ

ዝርርብ ምስ ዕዉት መንእሰይ ዑስማን ሳልሕ ሰይድ ዓብደላ

ዝኾነ ሰብ ካብ ሃገሩ ናብ ካልእ ሃገር ተሰዲዱ ዘጋጥሙ ኩል መዳያዊ ብድሆታት ዉህደትን ማለት ምልላይ ምስ ሓድሽ ባህሊ ቋንቋ ስርዓተ ምሕደራን ካልእን ክስገር ይካኣል ዶ ንዝብል ሕቶ ፣ እወ ይካኣል!! እኳ ድኣ ብፍሉይ ዉልቃዊ ጻዕርታትካን ዘይብጻሕ የለን ብምባል ኣብ ሽወደን ብ 2013 ከም ስደተኛ መጺኡ ኩሉ ኣብ ቅድሚኡ ዝነጸንሖ ብድሆን ዕድላትን ተጠቂሙ ተማሂሩ፣ ጽዒሩ፣ ኣብ መወዳእታ ኸኣ ብደረጃ ሓላፍነት ሰራሕተኛ መንግስትን ሕጹይ ፖለቲካ ገዛኢ ሰልፊ ሽወደን ብምዃን ይነጥፍ ኣሎ። ዝርዝር ትሕዝቶ ዝርርብን ጉዕዞ ሂወት ሓዉና ዑስማን ሳልሕ ሰይድ ዓብደላ ክትከታተሉ ንዕድመኩም።

ኣልኮምፒስ ትግርኛ


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com