Saturday , April 27 2024

መጽናዕቲ፥ ናይ ወለዲ ሞባይላዊ ወልፊ ምስቲ ናይ ህጻናት ናይ ጠባይ ጸገማት እተኣሳሰረ እዩ

ብመሰረት ምርመራዊ መጽናዕቲ፡ ንሞባይል ካብ ኣእዛኖም ዘየልግሱ ወለዲ፡ ጠባይ ዘይብሎም ህጻናት እዮም ዘፍርዩ። እቲ ናይ ወለዲ ምስ ደቆም ዚህሉ ትሑት ምዕላል፡ ኣብቶም ህጻናት ናይ ዘረባን ቋንቋ ጸገማት ከስዕብ ይኽእል እዩ።

ብኒኖስ ሃምራ 24 መስከረም 2018  ተሓቲሙ።

እቲ መጽናዕቲ ን183 ወለዲ ተኸታቲሉ፡ ኣብዚ ድማ 40 ሚእታዊት ኣደታት፡ 32 ሚእታዊ ኣቦታት ንሞባይላቶም ዓቢ ትዅረት ከም ዚህቡ ተኣሚኖም፡

ናይ ሚሺጋን ዩኒቨርሲቲን ናይ ኢሊኖይ ስተይት ዩኒቨርሲቲን ተመራመርቲ ነቲ መጽናዕቲ ኣካዪዶምዎ፡ እቲ መጽናዕቲ ድማ ኣብ መጽሔት ነቸር ተሓቲሙ።
ኣብዚ ኣብ ታሕቲ ተጠቒሱ ዘሎ መላግቦዚ ብምጥዋቕ ነቲ ዓንቀጽ ኣንብቦ፥
https://www.epochtimes.se/Forskning-Foraldrarnas-mobilberoende-kopplas-till-barns-beteendeproblem-711752


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com