Monday , April 29 2024
Foto: Christine Olsson / TT / Kod 10430

ማዕከናት ዜና ሽወደን ብዛዕባ ኲናት ዩክሬይን ናይ ቆልዑ ፕሮግራም ይፍንዋ።

ካብ ምጅማር ወራር ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬይን ንደሓር ቆልዑ ነቲ ኲነታት ብግቡእ ንኽርድኡዎ ብምባል ከምኒ ጁንዬርንሂተርናን ኤስቪቲን ዝበላ ፕሮግራማት ክፍንዋ ምጽንሐን ተገሊጹ።

ካብ ከምኒ ሊላ ኣኩቴልት ዝመሰላ ክኢላታትን ስነልቦና ብዝተረኽበ ሓገዝ ኣቢሉ ብቐጥታ ዝካየድ ናይ ዕላል ፕሮግራም ብምድላው ካብ ቆልዑ ልዕሊ 60 ሽሕ ዝኾኑ ሕቶታት ምቕባሉ እውን ተመልኪቱ። ገለ ካብዞም ብቖልዑ ዝቐረቡ ሕቶታት “እዚ ኲናት ናብ ሽወደን ክመጽእ ድዩ?”፡ “ኔቶ እንታይ ማለት እዩ?” ዝብሉ ምዃኖም ሬድዮ ሽወደን ጸብጺባ’ላ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com