Saturday , April 27 2024
nicholas-doherty-pONBhDyOFoM-unsplash.jpg

ምልዋጥ ክሊማን ማዕርነትን ቀንዲ ኣተኲሮ ሓምላይ ሰልፊ ምዃኑ ተገሊጹ።

ብዓርቢ ኣብ ዝተኻየደ መደረ፡ መርታ ስቲቨኒ ምልዋጥ ክሊማ ደው ምባል፡ ከምኡ’ውን ንማዕርነት ምቅላስ፡ ቀንዲ ኣተኲሮ ሓምላይ ሰልፊ ምዃኑ ገሊጻ። ሰልፋ ኣብ ሓምላይ መጓዓዝያ ወፍሪ ክገብር፡ ከምኡ’ውን ኣብ ልዕሊ ደቀንስትዮ ዝወርድ ዘቤታዊን ጾታዊን ጎነጽ ፍሉይ ኣተኲሮ ሂባ ክትሰርሕ ምዃና ስቲቨኒ ገሊጻ’ላ። ሓንቲ ካብ ኣፈኛታት ሓምላይ ሰልፊ ብምዃን፡ ስቲቨኒ ኣብቲ ፖለቲከኛታት ከምኡ’ውን ተጣበቕቲ ጒጅለታት ኣብ ወሰን ስቶክሆልም ገጽ ንገጽ ዝራኸባሉ ቅነ ፖለቲካ ያርቫቨካን፡ መደረ ኣስሚዓ እያ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com