Friday , April 26 2024
Credit: Hasse Holmberg / TT

ምምንጫው በካሊ ትኪ ሽወደን ወሲኹ።

ምምንጫው በካሊ ትኪ ሽወደን ኣብ ክንዲ ዝንኪ ብኣንጻሩ ወሰኽ ምርኣዩ ብኤጀንሲ ምዕቃብ ከባቢ ሽወደን ዝተፈነዉ ኣፈናዊ ኣሃዛት የረጋግጹ።

በዚ መሰረት ፈነወ በካሊ ጋዝ ሽወደን 0.9 በጺሑ’ሎ። እዚ ዝኾነሉ ምኽንያት ብማእከል ሰርዓተ ሙቐት እታ ሃገር ዝዝውተር ናይ ከሰል ነዳዲ እዩ ተባሂሉ።

ባይቶ ሽወደን ዘውጽኦ ሸቶ ከባቢ ንምምላእ ገና ነዚ ኣሃዝ ብ 5 ወይ 8 ሚእታዊት ምጒዳል ከም ዝሓትት ይግለጽ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com