Friday , April 26 2024
Foto: Janerik Henriksson / SCANPIX / Kod 10110

ምስ ምውሳኽ ዝቕባበን ወለድ ባንክን፡ ዕዳጋ ኣባይቲ ምርግጋኡ ተገሊጹ።

ዕዳጋ ኣባይቲ ሽወደን፡ ኣብ እዋን ለበዳ ዑል ናህሪ ኣርእዩ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ኣብዚ ሕጂ እዋን ናይ ምርግጋእ ምልክታት የርኢ ምህላዉ ተገሊጹ። ኣብ ቀዳሞት ክልተ ሳምንታት ወርሒ ግንቦት፡ ኣብ ዝበዝሓ ከተማታት ሽወደን፡ ዋጋታት ኣባይቲ ሒደት ሒደት እኳ እንተኾነ ምጒዳል ኣርእዩ ኔሩ፡ ክብል ኣብ ስታቲስቲክስ ኲባንያ ዘይንቀሳቐስ ንብረት ሃንስ ፍሊንክ ገሊጹ’ሎ። ርግእ ዝበለ ዋጋ ኣባይቲ ነመትቲን ሸየጥትን ዝጠቅም ብምዃኑ ምስንባድ ከም ዘየድሊ ፍሊንክ ወሲኹ ገሊጹ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com