Saturday , April 27 2024
Barclays CEO Jes Staley. (Photo by Evan Agostini/Invision/AP) XFP101

ምስ ኤፕስታይን ርክብ ዝነበሮ ሓላፊ ባርክለይ ስራሕ ክገድፎ

እቲ ናይ ባርክለይ ባንኪ ሓላፊ፡ ጀስ ስታሊ፡ ስርሑ ኪገድፍ ኢዩ፡ ናይዚ ምኽንያት ድማ ንሱ ምስቲ ዝሞተ ጀፍሪ ኤፕስታይን ርክብ ስለ ዝነበሮ ኢዩ።

እቲ ቢልዮነር ዝኾነ ኤፕስታይን፡ ብ2008 ብብዕልግና ተኸሲሱ ነይሩ ኢዩ፡ ግን ን13 ኣዋርሕ ጥራይ ኢዩ ተኣሲሩ።

ድሕሪኡ ግን ክስታት ምስ በዝሖ፡ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ኒውዮርክ ሞይቱ ተረኺቡ። እቲ ሞት ምስ ነብሰቅትለት ዝተኣሳሰረ ከምዝነበረ እዮም ጸብጻባት ዝሕብሩ። 

 

 


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com