Monday , April 29 2024
Foto: Jessica Gow / TT kod 10070

ምጥሓል መርከብ “ኤም ኤስ ኤስቶንያ” ሰኣን ግቡእ መርመራ እዩ ኣጋጢሙ።

መርከብ “ኤምኤስ ኤስቶንያ” ብመንጎ ታንያን ስቶክሆልምን ክትጎዓዝ ኣይነበራን ክብል፡ ንምጥሓል እዛ መርከብ  ኣመልኪቱ ዝተገብረ ሓድሽ መርመራ ገሊጹ። መርመራ ናይ ቅድሚት ኣካል መርከብ ከም ዘይተኻየደን፡ ብጌጋ ከም ጥዑይ ኣካል ፍቓድከም እተዋህቦን፡ ኣፈናዊ መጽናዕቲ “ሰብመዚ መርመራ ሽወደን ኤስቶንያን ፊንላንድን”  ገሊጹ ምንባሩ ዝፍለጥ እዩ።

እቲ መርመራ ተኻዪዱ እንተዝነበር እዚ ዘሕዝን ትራጀዲ ኣይምተኸስተን ክብል ኣቦመንበር “ሰብመዚ መርመራ ሽወደን ዮናስ ባክስትሮም ገሊጹ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com