Friday , April 26 2024

ሞሪኖ ኣብ ሓደጋ ምብራር

ኢንግሊዛዊት ጋንታ ማንቸስተር ዩናይቲድ ምስ ኣስለጣኒኣ ሞሪኖ ተፋጢጣትሊ ኣብዘላ ኣዋን ሓለቃ እታ ጋንታኣ ኣንተንዮ ቫለንሽያ ንምስጋግ ሞሪኖ ዘራጉድ ኣብ ኢንስቶግራም ደገፉ ብምሃቡ መዛረቢ ማእከናት ዜና ኮይኑ።

ኣብ ውድድር ፕሪመር ሊግ ብእተመዝግቦ ዘላ ትሑት ውጺኢት ን መሪኖ ከተባርሮ ኣንቂዳ ዘላ እዛ ጋንታ። ሓያለ ደገፍታ ውን ንምብራር መሪኖ ኣብ ልዕሊ ጋንቶም ጸቅጢ ብምግባርን ኣብ መራከቢ ቡዙሃን ብምጽሓፍን ብእዋኑ ክፋኖ ኣብዝጠልብሉ ዘለው እዋን ሓንቃ ጋንታኣ እዛ እንግሊዛዊ ከለብ ኣንተንዮ ቫለንሽያ ድሕሪ እቲ ግጥም ቻምፒዮን ሊግ ምስ ስጵኛዊት ክለብ ቫለንስያ ”መሪኖ ኽፋኖ ኣለዎ” ብምባል ስምዒታቱ ዘስፈረ። ኣማሲኡ ግን በቲ ዝጽሓፎ ከምዝተጣዕሰን ይቅረታ ከምዝሓተትን ገሊጹ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com