Saturday , April 27 2024

“ሰሜንታ” ፍቓድ ዕደና ስሚንቶ ንምርካብ ውሳነ ቤት ፍርዲ ይጽበ።

ኣብ ሽወደን ዝዓበየ ኣፍራዪ ስሚንቶ ዝኾነሰሜንታ”፡ ኣብጎትላንድ ዘለዎ ፍቓድ ዕደና ኣብ ውሳነ ክልተ ኣብያተ ፍርዲከም ዝምርኮስ ተገሊጹእዚ ውሳነ ቅድሚ ምውዳእ እዛሒዝናያ ዘሎና ዓመት ክወሃብ እዩ ተባሂሉ’ሎቤት ፍርዲላዕለዋይ ምምሕዳርእዚ ብመንግስቲ ተዋሂቡ ዘሎ ፍቓድቅዋማዊ ድዩ ወይስ ካልእ ክውስን እዩብዘይካዚቤትፍርዲመሬትን ኣከባቢን እውንሰሜንታናይ ዕደና ፍቓዱዝቕጽል ኣርባዕተ ዓመታት ክናውሓሉ ኣለዎዶ የብሉን ኣብዝብል ክውስን እዩ ተባሂሉ’ሎ


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com