Monday , April 29 2024
Credit: Magnus Lejhall/TT

ሰራሕተኛታት መጓዓዝያ ሽወደን ብዛዕባ ኣቕሑ ሩስያ ውሳነ ከሕልፍ ይጽበዩ።

መንግስቲ ብዛዕባ እዞም ካብ ሩስያ ዝኣተዉ ዘለዉ ኣቕሑ ብኸመይ ክተሕእዙ ከም ዝግባእ ንጹር መምርሒታት ከሕልፍ ከም ዝግባእ ጽላት መጓዓዝያ ሽወደን ጻውዒት ኣቕሪቡ።

መራብ ሩስያ ኣብ ወደባት ሽወደን ጽዕነተን ከራግፋ ምህላወን ብደረጃ ኣውሮእጵዊ ሕብረት ዘተ ከም እተኸይደሉ መንገስቲ ገሊጹ’ሎ።

እንተኾነ ግና ገለ ማሕበራት ነዘን መራኽብ ኣብ ወደባት ሽወደን ኸየዕርፋ ንኽኽልክሉ ፍቓድ ክወሃቦም ንመንግስቲ ሕቶ ኣቕሪቦም ኣለዉ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com