Monday , April 29 2024
(AP Photo/Matthew Mead)

ስታቲስቲክስ ኖርዌይ : ሰደድ ፍሬሽ ሳልሞን ዝለዓለ ዋጋ ኣመዝጊቡ። 

ኣብ ሻብዓይ ሰሙን  ዋጋ ፍሬሽ ሳልሞን ን ኪሎ 87.60 ክሮና ኖርዌይ ምንባሩን ምስታ ቅድሜኣ ዝነበረት ሰሙን እንክነጻጸር ናይ 13% ወሰኽ ምርኣዩን ትማል ረቡዕ ዝወጸ ስታቲስቲክስ ኖርዌይ ኣመልኪቱ።

ብመሰረት E24, እዚ ሓድሽ ክብረወሰን ዋጋ እዩ፡ ዋጋ ሳልሞን ሕጂ ካብቲ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ዝነበረ ብ 72% ዝለዓለ እዩ። ዝሓለፈ ዝለዓለ ዋጋ ቀዳማይ ሰሙን 2020 ንሓደ ኪሎ 78.20 ክሮና ኖርዌይ እዩ ኔሩ። .

ኣብ ተመሳሳሊ ግዜ ኣብ ሻብዓይ ሰሙን ብዝሒ ንሰደድ ዝቐርበ መጠን ሳልሞን 17,933 ቶን –ክኸውን እንከሎ እዚ ድማ ኣብ ናይ ዝሓለፈ ሰሙን ብ 1.4% ወሰ ኣርእዩ’ሎ።

ኣብ ሻብዓይ ሰሙን 428 ቶን ዝዘሓለ ዓስ ብዋጋ 70.36 ንኪሎ ንሰደድ ከም እተላእከ ኖርዌይ ቱደይ ዝተባህለ መርበብ ሓበሬታ ኣመልኪቱ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com