Wednesday , May 1 2024
Credit: Christine Olsson/TT

ሽወደን ብዙሓት መዳልያታት ተዓዊታ።

ኣብ ቤይጂንግ ክሳተፉ ዝጸንሑ ኣትሌታት ሽወደን ኣብ ዝሓለፋ ድሕሪ 20 ዓመታት ዝበዝሐ ሜዳልያታት ሒዞም ብሰሉስ ናብ ዓዶም ከም እተመልሱ ተገሊጹ። 2 ሜዳልያታት ጥራይ ክዕወቱ እዮም ዝብል ትጽቢታት እኳ እንተነበረ ካብዚ ኣዝዩ ብዝለዓለ ቊጽሪ ሓፊሶም ኣለዉ ተባሂሉ። ኣትሌታት ሽወደን ብጠቕላላ 2 ናይ ወርቂ፡ 2 ብሩርን 3 ነሓስን ተዓዊቶም ኣለዉ።

“ኣዝየ ተሓጒሰ’ለኹ” ክትብል ፕረሲደንት ፓራሊምፒክስ ሽወደን ኣሳ ሊናረስ ኖርሊን ንሬድዮ ሽወደን ገሊጻ’ላ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com