Friday , April 26 2024
Foto: Paul Wennerholm / TT / kod 12110

ሽወደን ናብ “ከባብያዊ ሰላም “

ኣብዚ ሰሙን “ከባቢ ሰላም” ዝብል ሓረግ ኣብ ዓመታዊ ፎረም ሰላምን ልምዓትን ስቶክሆልም ፍሉይ ኣተኲሮ ተዋሂብዎ ምንባሩ ተገሊጹ። እዚ ፎረም ብ ምትሕግጋዝ ትካል መጽናዕቲ ኣህጒራዊ ሰላም ስቶክሆልም፡ ከምኡ’ውን ሚኒስትሪ ጒዳያት ወጻኢ ዝተኻየደ ምዃኑ ሬድዮ ሽወደን ኣረዲኣ። ኣብዚ ሎሚ እዋን “ድሕነት” ኣዝዩ ሰፊሕ ኣምር ምዃኑ ዳይረክተር ትካል መጽናዕቲ ኣህጒራዊ ሰላም ስቶክሆልም ዳን ስሚዝ
ገሊጹ’ሎ። “እዚ ናይ መንግስቲ ጥራይ ዘይኮነ ናይ ህዝቢ’ውን ጒዳይ እዩ” ክብል ዳን ውሲኹ ገሊጹ’ሎ። “ኣብ ብረታዊ ግጭት ዘሎ ማኣከላይ መንገዲ ከባብያዊ ጸቕጢን ስእነት ድሕነትን” ንምርዳእ ሽወደንን ካልኦት መንግስታትን ክሕግዙ እውን ዳን ወሲኹ ጸዊዑ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com