Friday , April 26 2024
Xinhua/TT

ሽወደን ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ኣርላንዳ ገዚፍ ወፍሪ ትገብር።

ብሃገረ ሽወደን ዝካየድን ኣብ ዓበይቲ ከተማታት ሽወደን ዝንቀሳቐስን ስዊድንቭያ (Swedenavia) ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ገዚፍ ወፍሪ የካይድ ምህላዉ ተገሊጹ። እዚ ዝኸውን ዘሎ መንግስቲ ሽወደን ቁጽሪ በረራታት ንምጒዳል ጻዕሪ ኣብ ዘካይደሉ ዘሎ እዋን እዩ ዝኽሰት ዘሎ። ብመሰረት ዜና SVT እዚ ስዊድንቭያ (Swedavia) ዝተባህለ ትካል ኣብ ክሳብ 2025 ኣብ ዳግመ ምህናጽ መዓርፎ ነፈርቲ ኣርላንድ ናይ 44 ቢልዮን ክሮነር ሽወደን ወጻኢ ክገብር እዩ። ብመሰረት ጸብጻብ ተሌቪዥን ሽወደን እዚ ኩባንያ ዛጊት ምንም መኽሰብ ኣይረኸበን።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com