Saturday , April 27 2024
Credit: Henrik Montgomery/TT

ሽወደን ከም ፕረሲደንት ቆንስል ኣውሮጳዊ ሕብረት ብዙሕ ክትዓዪ “ልዑል ትጽቢት” ምህላዉ ተገሊጹ።

ሽወደን ፕረሲደንት ቆንስል ኣውሮጳዊ ሕብረት ኮይና ኣብ እትመርሓሉ ዘላ እዋን፡ ኣብ ዝመጽእ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ፖለቲከኛታትን ሲቪላዊ ሰራሕተኛታትን ሽወደን ኣብ ብራስለስ–ላክሰምበርግ–ልዕሊ 2000 ኣኼባታት ክጽውዑ ከም ዝኽእሉ ይግለጽ ኣሎ።   ድሕነት፡ ተወዳዳርነት፡ ጸዓት፡ ዴሞክራስያዊ ክብርትታን ግዝኣተ ሕጊን ቀዳነምነታት ናይዞም ኣብ ኣውሮጳ ዝካየዱ ኣኼባታት ከም ዝኸውን መንግስቲ ሽወደን ኣመልኪቱ’ሎ።

ሽወደን ኣብዚ እዋን ፕረሲደንትነታ ብዙሕ ክትዓዪ እያ ዝብል “ልዑል ትጽቢት” ምህላዉ፡ ኣብ ሬድዮ ሽወደን ሪፖርተር ኣውሮጳዊ ሕብረት ያን ኣንደርሾን ገሊጹ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com