Saturday , April 27 2024
ስእሊ: Anders Wiklund/TT

ሽወደን ካብ ዴንማርክ፡ዝመጽእ ጒዕዞ ትእግድ።

ሽወደን ምስ ብሪጣንያ ዝነበራ ናይ ጒዕዞ ርክባት ካብ ዝሓለፈ 48 ሰዓታት ጀሚራ ምቊራጻ ምስ ዴንማርክ ዘዳውባ መስመራት ከኣ ምዕጻዋ መንግስቲ ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለጺ ኣመልኪቱ።

ሚኒስተር ውሽጣዊ ጒዳያት Mikael Damberg ኣብ ዝሃቦ መገለጺ ኣብዘን ሃገራት ብሰንኪ ተላዒሉ ዝተባህለ ሓድሽ ለበዳ ኮሮና ሸለልትነት ንዘይምርኣይ ዝተወስደ ስጒምቲ እዩ ኢሉ።

ካብ 12 ታሕሳስ ንደሓር ካብ ብሪጣንያ ናብ ሽወደን እተመልሱ ዜጋታት መርመራ ኮቪድ-19 ክገብሩ ከም ዝግባእ ድማ እቲ ሓበሬታ ኣመልኪቱ’ሎ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com