Monday , April 29 2024

ሽወደን ዓመታዊ ኣስታት 21,000 ሓተትቲ ዑቕባ ስጋብ ዓመተ 2022 ከምትቕበል ገሊጻ!!

ክፍሊ ኢመግረሽን ሽወደን ከምዝሓበሮ ዓመታዊ ስጋብ 21000 ሽሕ ዝኣኽሉ ስደኛታት ከምዝቕበልን እዚ ድማ ንጽቕጽል ክልተ ዓመታት ብኸምኡ ዓይነት ኣገባብ ክኸይድ ትንቢታቱ ኣቐሚጡ።

እዚ ክፍሊ ወሲኹ ኩሉ ኣገባብ መስርሕ ኣወሃህባ ፍቓድ ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ንክሰላሰል ብዝልዓለ ይሰራሕ ከምዘሎን እንተኾነ ግን ብሰንኪ ፊናንሳዊ ሕጽረት ኣብ ኣፈጻጽማ ጉዳያት ምድንጛያት ክርኤ ከምዝኽእል ይገልጽ።

ክፈሊ ኢመግረሸን ሽወደን ምስ ዝኹሉ ብድሆታቱ ዓመታዊ ን ኣስታት  21000 ሓተቲ ዑቕባ ከምዝጽበይን እዚ ድማ ስጋብ 2022 ዘሎ ግዜ ክቕጽል ከምዝኽእል ግምታቱ ይገልጽ።

ዳሪክተር ጀነራል  እዚ ከፍሊ ዝኾነ ሚካኤል ረቨንቪክ  ኣብ ዝሃቦ መብሪሂ ”ዝሓለፈ ዓመታት መስርሕ ምርኣይ ጉዳያት ኣዝዩ ነዊሕ ከምዝነበረን እንተኾነ  ኣብዚ ቀረባ እዋናት ኣዝዩ ምንቁልቃል ከምዝተራእየን ዝያዳ ንክሓጽር ድማ ኣድላዪ ዘበለ ይገብሩ ምህላዎም ገሉጹ ” ክልው ማእከላይ ገምጋብ ዝወስዶ ግዜ 7 ወርሒ  ክኸውን ከሎ ካብ 2020 ናብ 5 ወርሒ ክወርድ ንጽበ ክበል ወስኹ ገሊጹ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com