Saturday , April 27 2024
Credit: Johan Nilsson/TT

ቆልዑ ብምፍርራህን ገንዘብን ኣባላት ጒጅለታት ገበን ይኾኑ’ለዉ።

ኣብ ስቶክሆልም ኣብ ዝካየድ ዘሎ ጎነጽ ዝሳተፉ ዘለዉ ብርክት ዝበሉ መርበባት ጒጅለታት ገበን፡ ኣብዚ ናይ ወንጀል ንጥፈታቶም  ክሳብ 12 ዝዕድሜኦም ቆልዑ ይጥቀሙ ምህላዎም ተፈሊጡ። ነዚ ዝገለጸ ኣብ ደቡብ ስቶክሆልም ኣብ መርመራ ተዋፊሩ ዝርከብ ፖሊስ ቶርሰን እዩ። ገለ ካብዞም ቆልዑ ብገንዘብ ዝተታለሉ ኮይኖም፡ ገሊኦም ድማ ስድራኹም ኣብ ሓደጋ ክወድቁ እዮም ኢሎም ብምፍርራህ ይዕስብዎም ምህላዎም ኣልም ወሲኹ ኣመልኪቱ።

ቆልዑ ኣብ ከምዚ ዝበለ ናይ ገበን ተግባራት ይዋፈሩ ምህላዎም ን ስራሕ ፖሊስ ኣሸጋሪ ጌርዎ’ሎ–ብመሰረት ጸብጻብ ቶርሰን ኣልም።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com