Friday , April 26 2024

ቆጸራ ዕለተ ክታበት ቆልዑ፡ ተቐይሩ

በዓል መዚ ህዝባዊ ኣገልግሎት ጥዕና ሽወደን፡ ኣቐድም ኣቢሉ፡ ነቶም ኣብ ክሊ ዕድመ 12 ክሳብ 15 ዓመት ዘለዉ ህጻናት ብዝምልከት፡ ኣብ ወርሒ ሕዳር፡ ጸረ ኮሮና ክታበት ክህብ መዲቡ ከምዝነበረን፡ ኣብዚ ሕጂ እዋን ግን እቲ ዝነበረ ዕለተ ክታበት፡ ናብ ወርሒ ጥቅምቲ ስሒብዎ ከምዘሎ ኣብ ጋዜጣዊ መግለጺ ሓቢሩ ክብል ማዕከን ዜና ተተ ኣቃሊሑ።

እዚ ብበዓል መዚ ኣገልግሎት ጥዕና ዝወጸ መግለጺ፡ ድሕሪ ምምሕዳር ከተማ ስቶክሆሎም፡ ንምጅማር ዕለተ ክታበት ህጻናት ብዝምልከት፡ ደንግዩ ብምባል፡ ኣብ ልዕሊ እቲ በዓል መዚ፡ ነቐፌታ ድሕሪ ምዝናቡ ምዃኑ ተፈሊጡ።

 


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com