Saturday , May 11 2024
David Zalubowski/AP/TT

ቑጽሪ ብክሮና ቫይረስ ዝተለኽፉ ኣሜሪካውያን 18 ሚልዮን በጺሑ።

ጆን ሆፕኪንስ ዩኒቨርሲቲ ኣብ ዘውጽኦ ሪፖርት ኣብ ኣሜሪካ ልዕሊ 18 ሚልዮን ሰባት ብክሮና ቫይረስ ከም ዝተለኽፉ ኣፍሊጡ።

ከምዝፍለጥ ክሳብ ሕጂ ኣብ ኣሜሪካ ልዕሊ 319 000 ሰባት ከምዝሞቱ ይፍለጥ።

ክፍለ መጓዓዝያ ኣሜሪካ ከምዝሓበሮ ልዕሊ ሓደ ሚልዮን ሰባት ኣብ ዝሓለፈ ቀዳመ ሰንበት መዓልታዊ ብኤርፖርትታት ከምዝተጉዓዙ ሓቢሩ።

ናህሪ መልከፍቲ ክውስኽ ዝኸኣለ ብዙሓት ብሰንኪ በዓል ናብ ቤተሰቦም ስለዝተጉዓዙ ምኻኑ ክኢላታት ጥዕና ኣሜሪካ ሓቢሮም።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com