Wednesday , May 8 2024

ቡሉንድ፥ እዚ ዘሎ ኩነታት ንዕዳጋ ገዛውቲ’ውን ክጸልዎ ሙዃኑ ይሕብር።

ናይ ፊናንስን መንበሪ ኣባይትን ሚኒስተር፡ ፐር ቡሉንድ፡ ብሰንኪ ለበዳ ዋጋ ገዛውቲ ኪሓስር ከም ዚኽእል ተዛሪቡ።

“ከምቲ ኣብ 1990 ዝነበረ ወጥራዊ ኩነታት ከይንወድቕ ብርቱዕ ጻዕሪ ንገብር ኣሎና” ብምባል ንህልው ኩነታት ይገልጾ። ኣብቲ ግዜ’ቲ ብዙሓት ሰባት እዮም ስራሕ ብምስኣንን ብምኽሳርን ገዛውቶም ኪሸጡ እተገደዱ፡ ዕዳኦም’ውን ኪኸፍሉ ኣይከኣሉን።

ይኹንምበር፡ እዚ ከምዚ ኢሉ ከሎ፥ እቲ ናይ ዕዳ ምኽፋል ኣገባብን ካልእ ስጉምታትን ነቲ ናይ ሽወደን ዕዳ ለጠቕ ኣቢሉዎ ይርከብ።


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com