Friday , April 26 2024
ANDREW YATES/TT

ባርሶሎና ን ኢንግሊዛዊ ሃሪ ኬን ማንቸስተር ዩናይትድ ን ሰነጋላዊ ኩሉባሊ ይሃድና::

 ክለብ ባርሶሎና ኣብዚ ዝመጽእ ክራማት ሰፍ ብዘይብል ዕድጊ ማለት ክብረወሰን ብዝሰበረ 200 ሚልዮን ፓውንድ ን ወዲ 25 ዓመት ኢንግሊዛዊ ኣጥቅዓይ ሃሪ ሄን ንምፍራም ተብጊሳ ብምህላዋ ስታራ ዝተባህለት መርበብ ሓበሬታ ኣብ ዓምዳ ኣስፊራ።

እዚ ኣንግሊዛዊ ኣጥቖዓይ ተከታታሊ ክልተ ዓመት ብሉጽ ኣመዝጋቢ ሸቶ ፕሪመርሊግ ከምእውን ተሸላሚ ወርቂ ጫማ ውድድር ዋንጫ ዓለም ሩስያ 2018 ምኻኑ ይፍለጥ።

ኣሰልጣኒ ኢንግሊዛዊ ክለብ ማንቸስተር ዩናይት ኣብ ወርሒ ጥሪ ንዝኽፈት መስርሕ ምስግጋር  90 ሚልዮን ውጻኢ ብምግባር ንሓደ ካብ ቡሉጻት ተኸላኸልቲ ሰሪ ኣ ጣልያን ክለብ ናፖሊ ዝኾነ ሰነጋላዊ ኩሉባሊ ንከሰጋግሮ መድብ ከምዝሓዘ ይገልጽ ኣሎ።

NAPRESS / SPLASHNEWS.COM/TT

ኣዚ ወዲ 29 ዓመት ሰንጋላዊ ጉሉባሊ ካብ ኣብ መድረኽ ሰሪ ኣ ዘለዉ ተኸላኸልቲ ብብቕዓቲ ኣብ ቅድሚት ዝስራዕ ኮይኑ ኣብ የዕይንቲ ዓበይቲ ኣትዩ ብምህላዉ ሞርኖ ዓቢ ብድሆ ከምዝገጥሞ ይዝረብ ኣሎ።

 


Social Media Auto Publish Powered By : XYZScripts.com